ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 212 ነጥቢ 4 ቢሊየን ኣታዊ ምእካብ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 212 ነጥቢ 4 ቢሊየን ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ገሊፆም።
እቲ ምኒኒስቴር፥ ኣብ በጀት ዓመተ 2013 ዓ.ም ካብ ሓምለ ክሳብ 30 መጋቢት ብር 213 ነጥቢ 8 ቢሊየን ንምእካብ ተሊሙ…