ሰለማዊን ዴሞክራሲያዊን ምርጫ ንምክያድ መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ-ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊን ክልላውን ምርጫ ሰለማዊን ዴሞክራሲያዊን ንክኸውን ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሓቲቱ።
ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣደም ፋራህ፥ እቲ ምርጫ ሰለማዊ፣ ዴሞክራሲያዊን ብህዝቢ…