Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ነበርቲ ክልል ቤንሻንጉልጉምዝ ዞባ መተከል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ቤንሻንጉልጉምዝ ምስ ነበርቲ ዞባ መተከል ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ረእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን፣ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚል፣ ላዕለዋይ ኤታማጆር ሹም ሰራዊት…

ልዕሊ 39 ሺሕ ናይ ሓሶት ባጤራ ብር ዝተረኸቦም ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ፣ ከተማ ሰንበቴ ልዕሊ 39 ሺሕ በዓል 200 ናይ ሓሶት ባጤራ/ኖት ብር ዝተረኸቦም ክልተ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ወረዳ ዋና ኢንስፔክተር…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ 83 ቢሊየን ብር ካፒታል ዘመዝገቡ ፕሮጀክትታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ 83 ቢሊየን ብር ካፒታል ዘመዝገቡ 4 ሺህ 359 ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ዓውዲ ማሕበራዊ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ኣፍሊጦም። ካብዚኦም…

ኣምባሳደር ኣለምፀሃይ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ምስ ሚኒስትር ፀፅታ ኡጋንዳ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታህሳስ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ ኣለምፀሃይ መሰረት ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ምስ ሚኒስትር ፀፅታ ኡጋንዳ ተዛቲየን። እተን ኣምባሳዳር እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝተገበረ ምኽባር ሕጊን ዝግበር…

ኣብ ትግራይ ጉድኣት ዝበፅሖም መሰረተ ልምዓታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብምፅጋን ኩለን ከተማታትን ጣቢያታት ገፀርን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ሓይሊ ንክረኽባ ንምግባር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ጉድኣት ዝበፅሖም መሰረተ ልምዓታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብምፅጋን ኩለን ከተማታትን ጣቢያታት ገፀርን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ሓይሊ ንክረኽባ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ከተማታት ዋጃ፣ ኣላማጣ፣ ኮረም፣ ማይጨው፣…

ኣብ ከተማ ውቕሮ ጊዝያዊ ኣወዳድባ ምምሕዳር ምዝርጋሕ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ከተማ ውቕሮ ጊዝያዊ ኣወዳድባ ምምሕዳር ብዕሊ ምዝርጋሕ ተጀሚሩ። ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ነበርቲ ከተማ ውቕሮ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ተዛቲዩ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር ሙሉ ነጋን…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 397 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 242 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  397 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 120 ሺሕን…

ድሕሪ 389 ዓመት ዝተርኣየ ኣብ ምርኢት ተፈጥሮኣዊ ጥምረት ጁፒተርን ሳተርንን ዘድሃበ ፕሮግራም ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ድሕሪ 389 ዓመት ዝተርኣየ ኣብ ምርኢት ተፈጥሮኣዊ ጥምረት ጁፒተርን ሳተርንን ዘድሃበ ፕሮግራም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ 12 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ዝረአ ተፈጥሮኣዊ ጥምረት ጁፒተርን ሳተርንን፥ ብቴሌስኮፕ ናይ ምርኣይን…

ቀዋሚ ኮሚቴ ዝተጓተቱ ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ብቕልጡፍ ምዝዛም ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሃፍቲ ተፈጥሮ፣ መስኖን ኢነርጂን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባታት ማእኸላይ፣ ደቡብን ምዕራብን ጎንደር ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከቡ ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ተዓዚቡ። ትዕዝብቲ ዝተገበረሎም ፕሮጀክታት ልምዓት…

ኣካዳሚክ ዲን ሰራዊት ምክልኻል ዝነበሩ ብ/ጄ ኣሊጋዝ ገብሬ ሓዊሱ ኣርባዕተ መኮንናት ጦር ንራብዓይ ግዘ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣካዳሚክ ዲን ሰራዊት ምክልኻል ዝነበሩ ብርጋዴር ጄነራል ኣሊጋዝ ገብሬ ሓዊሱ ኣርባዕተ መኮንናት ጦር ንራብዓይ ግዘ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መጋባእያ ምድብ ኣራዳ 2ይ እዋን ቆፀሮ ዝቐረቡ ተጠርጠርቲ፥ ብርጋዴር ጄነራል…