ኩባንያ ፓዎር ኢንተርናሽናል ሆልዲንግ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣተሓባበራይነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ዶሃ ኣብ ኳታር ዝርከብ ኩባንያ ፓዎር ኢንተርናሽናል ሆልዲንግን ምስቲ ትካል ተቐራራቢ ዘፈራት ዝተዋፈሩ ቤት ዕዮታት ቅድመ ኢንቨስትመንት ኣኼባ ተኻይዱ።
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ንምውፋር ድሌት…