ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ “ትኽሊ ኢኺ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ “ትኽሊ ኢኺ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ተኸቢሩ።
ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እቲ ዕለት ፆታ መሰረት ዝገበሩ በደላት ጠጠው ንኽብሉ ዝስረሐሉ፣ ደቂ ተባዕትዮ…