Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ “ጀጋኑና ፍለጥወን፤ ነኣድወን” በዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ተኸቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፈርዲ ወይዘሮ መዓዛ ኣሸናፊን ሚኒስትር…

ኣብ ኢኳቶሪያል ጊኒ ብዝበፅ ሓደጋ ምፍንጃር 15 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢኳቶሪያል ጊኒ ብዝበፅሐ ተኸታታሊ ሓደጋ ምፍንጃር 15 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። ባታ ኣብ ዝተብሃለ ከተማ ዝበፅሐ እቲ ሓደጋ ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ብተወሳኺ 500 ዝኾኑ ሰባት ቆሲሎም ተባሂሉ፡፡ መንግስቲ እታ ሃገር፥ እቲ ዘጋጠመ ሓደጋ…

ገበን ምዝራፍ ብር 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ብ16 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከቢድ ገበን ምዝራፍ ብር 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝፈፀሙ ክልተ ተኸሰስቲ ሕድሕዶም ብ16 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፅዑ ተበይኑሎም። 1ይ ተኸሳሲ ኣስር ኣለቃ ሃብታሙ ገ/ኪሮስን 2ይ ተኸሳሲ ዘካርያስ ባጫን ኣብ ሕጊ ገበን ዓንቀፅ 32/1/ሀን…

ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ መዓስከር ስደተኛታት ብዝበፅሐ ባርዕ ሓዊ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ መዓስከር ስደተኛታት ብዝበፅሐ ባርዕ ሓዊ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። በቲ ባርዕ ሓዊ ካብ ዝሞቱ ብተወሳኺ ልዕሊ 170 ሰባት ጉድኣት ከምዝበፅሖም ትካል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። ፍልፍል፦ ቢቢሲ…

ኣብ ከይዲ ምርጫ ዝሳተለፋ ደቂ ኣኒስቲዮ ፆታ መሰረት ንዝገበረ ዘረባን መጥቃዕቲን ፅልኣት ንከይቃልዓ ምክልኻል ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ኣብ ዝካየድ ምርጫ ዝሳተለፋ ደቂ ኣኒስቲዮ ፆታ መሰረት ንዝገበረ ዘረባን መጥቃዕቲን ፅልኣት ንከይቃልዓ ኣብ ምክልኻል ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ንኽከላኸሉ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኮምሽን ምስ ትካል ማዕርነትን…

ፌስቡክ ኣብ ኢትዮጵያ ፖለቲካዊ ምልክታታት ተሓታትነት ዘዕስል ኣሰራርሓ ዘርጊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ፌስቡክ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ፖለቲካዊ ምልክታታት ተሓታትነት ዘዕስል ኣሰራርሓ ዘርጊሑ። እቲ ኩባኒያ፥ ኢትዮጵያን ኬንያን ሓዊሱ ኣብ ማሕበራዊ ጉዳይ፣ መረፃን ፖለቲካዊን ምልክታታት ተሓታትነትን ቁፅፅርን ዘዕቢ ኣሰራርሓ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ባህርዳር ኣብ ወሓዚ ሩባ ኣባይ ዝህነፅ ዘሎ ከይዲ ህንፀት ድልድል ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ባህርዳር ኣብ ወሓዚ ሩባ ኣባይ ዝህነፅ ዘሎ ከይዲ ህንፀት ድልድል ጎብኒዮም። ኣብቲ ዑደት ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልል ኣምሓራን እውን ተሳቲፎም ኢዮም። እቲ ከይዲ ህንፀት 25 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ…

ሚኒስቴር ነዳዲን መዓድንን ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ካብቲ ዓውዲ ልዕሊ 17 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ነዳዲን መዓድንን ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ካብቲ ዓውዲ ልዕሊ 17 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ነዚ ዝበላ ካብቲ ቤት ዕዮ፣ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ትካላት ብምዃን ናይ ሸውዓተ…

ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ይወሃብ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ፈተና ካብ ሎሚ 29 ለካቲት ክሳብ 2 መጋቢት 2013 ዓ.ም ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ ምንባሩ ይፍለጥ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ጎርጎራ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መርሃ ግብሪ መኣዲ ንሃገር ዝለምዕ ቀዳማይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ጎርጎራ ኣጀሚሮም። ኣብቲ ስነስርዓት  ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር  ሚኒስትር ጉዳያእ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ  አይተ…