ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀፃሊ ምርጫ ዝደለኽምዎ ምረፁ ግን ሰላም ኣቐድሙ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀፃሊ ምርጫ ዝደለኽምዎ ምረፁ ግን ሰላም ኣቐድሙ ኪእብሉ ተዛሪቦም። እቶመ ቀዳማይ ሚትስትር ነዚ ዝበሉ ኣብክልል ኣምሓራ ብልዕሊ 5 ቢሊየን ብር ዝህነፅ ኮንክሪት መገዲ ኣስፋልት ኣብ ዘጀመርሉ እዋን ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ዙር ዕፃ 40/60 ዝወፅአሎም ዕድለኛታት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ቁልፊ ክርከቡ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ዙር ዕፃ 40/60 ኣባይቲ ዝወፅአሎም ዕድለኛታት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ቁልፊ ክርከቡ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ኣብ ቀዳማይ ዙር ዝተኻተቱ 220 ህንፃታት ዝርከብሎም ሳይታት፥ 1. መሪ ሎቄ (14 ህንፃታት) 2. እህል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ እቶት ናይ ምስሳን ጉደይ ምስ ልእላውነት ሃገር ዝተተሓሓዘ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣምሓራ ልምዓት መስኖ ቆጋ መስኖ ዝርከብ ልምዓት መስኖ ስንዳይ ሓጋይ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነንን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣመሓራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣማራ ልዕሊ 5 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝገወበረሎም ህንፀታት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣማራ ልዕሊ 5 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝገወበረሎም ህንፀታት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ኣጀሚሮም። እቲ ህንፀት መገዲ ካብ ዱር ቤቴ ቁንዝላ-ሻሁራ-ፍንጅት ምዕራፍ ሓደን ካብ ገላጎ -ገንዳ ውሀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቆጋ መስኖ ዝርከብ ልምዓት መስኖ ስንዳይ ሓጋይ ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቆጋ መስኖ ዝርከብ ልምዓት መስኖ ስንዳይ ሓጋይ ጎብኒዮም። ኣብቲ ዑደት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነንን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣመሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገርን ተሳቲፎም።…
Uncategorized ኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ክታበት ፀረ ኮቪድ 19 ተረኪባ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኮቫክስ ካብ ዝተብሃለ ዓለም ለኻዊ ትካል 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ክታበት ፀረ ኮቪድ 19 ተረኪባ። እቲ ክታበት ኮሮና ቫይረስ ኣስትራዜኒካ ዝተብሃለ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ የጤና ሚኒስቴርም ክትባቱ ቅድሚያ ለሚሰጣቸው የህብረተሰብ ክፍሎች…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ሕብረተሰብ ክሳብ 10 መጋቢት ኣብ ዘለዉ መዓልታት እቲ ኣረጊት ብር ሙሉእ ንሙሉእ ንክቕየር መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሕብረተሰብ ክሳብ 10 መጋቢት ኣብ ዘለዉ መዓልታት እቲ ኣረጊት ብር ሙሉእ ንሙሉእ ንክቕየር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ መተሓሳሰቢ ሂቡ። ኣብቲ ክልል ብመሰረት ዝነበረ ምንቅስቓስ ምኽባር ሕጊ ምቕያር ብር ተኣጓጉይሉ ከምዝፀንሐ ብምግላፅ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፅሓፍ “መገዲ ምድማር” ሎሚ ኣብ ዕዳጋ ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ መፅሓፍ “መገዲ ምድማር” ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዕዳጋ ውዒሉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ መፅሓፍ ፈለግ ለውጢን ምድማር ዝሓለፎ መገዲን ናብ ድሕሪትን ቅድሚትን እናተመላለሰ ከምዝድህስስ ተዛሪቦም። ብዙሕ ዓቐብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዘለዋ ደቂ ኣኒስትዮ ደገፍ ገንዘብ ክግበር ኢዩ ብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ጌጋ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዘለዋ ደቂ ኣኒስትዮ ደገፍ ገንዘብ ክግበር ኢዩብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ጌጋ ከምዝኾነ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ብምኽኒያት እታ ዝተዛብዐ ሓበሬታ ብዙሓት ኣዶታት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ኮንትሮባንድ የጎዓዕዛ ዝነበራ 16 ተሽከርከርቲን 17 ተጠርጠርቲን አውን ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ…