Fana: At a Speed of Life!

ብለውጢ ዝተመዝገቡ ዓወታት ንክቕፅሉ ምግባር ብቆራፅነት ምርብራብ ይግባእ- ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብለውጢ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተመዝገቡ ዓወታት ንክቕፅሉ ምግባር ኩሉ ብቆራፅነት ክረባረብ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም፡፡ "ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና ኢትዮጵያ!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብ24 መጋቢት…

ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ዝግበር ሓገዝ ንኽጠናኸር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀቱ ክዛዘም ንዝተቓረበ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ፤ ንኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን እምነ ኹርናዕ ህንፀት እቲ ግድብ…

ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ሃገራዊ ለውጢ ንኢትዮጵያ ካብ ሓደጋ ምብትታን ዘድሐነ ምዃኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ለውጢ ንኢትዮጵያ ካብ ሓደጋ ምብትታን ዘድሐነ እዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣባላትን ኣመራሓታትን ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን÷‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና…

24 መጋቢት ዝተኸዘኑ ዕዳታት ናብ ረብሓ ንምልዋጥ ሱር ቦቆስ ስጉምቲ ዝተጀመረሉ ኢዩ – ኣይተ ኣሽኔ ኣስቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)24 መጋቢት ዝተኸዘኑ ዕዳታት ናብ ረብሓ ንምልዋጥ ሱር ቦቆስ ስጉምቲ ዝተጀመረሉ ኢዩ ክብሉ ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኣሽኔ ኣስቲን ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ክልል "ንልዕልና ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ኢትዮጵያ" ብዝብል…

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሃገራዊ ለውጢ ንፌደራል ፖሊስ ናይ ምልዓል ዘበን ምዃኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ጋህዲ ዝኾነ ሃገራዊ ለውጢ ንፌደራል ፖሊስ ናይ ምልዓል ዘበን ምዃኑ ጀነራል ኮሚሽነር ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም፡፡ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ 24 መጋቢት ሃገራዊ ለውጢ ምኽንያት ብምግባር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት…

ለውጢ ስዒቡ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ኣብ ከይዲ ምርግጋፅ ስድራ ብልፅግና ልዑል እጃም ኣለዎም- ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጋህዲ ዝኾነ ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ኣብ ከይዲ ምርግጋፅ ስድራ ብልፅግና ልዑል እጃም ከምዘለዎም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ተዛሪቦም፡፡ ‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና…

24 መጋቢት ካብ ተፀባይነት ምውፃእ ዘኽእል ምዕራፍ ልምዓት ዝተጀመረላ ታሪኻዊት ዕለት እያ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)24 መጋቢት ኢትዮጵያ ስብራታት ብምሕካም ዘርፈ ብዙሕ ዓወታት ልምዓት ብምምዝጋብ ካብ ተፀባይነት ምውፃእ ዘኽእል ሓዱሽ ምዕራፍ ልምዓት ዝተጀመረላ ታሪኻዊት ዕለት ምዃና ብማዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ መተሓባበሪ ክላስተር ገፀር ኣዲሱ…

ኣብ ዝተፈላለያ ክልላትን ከተማታትን ኣብ ፍረ ለውጢ መጋቢታውያን ዘድሀበ ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክልላትን ከተማታትን ኣብ ፍረ ለውጢ መጋቢታውያን ትኹረት ዝገበሩ ፓናል ዘተታት ይካየዱ ኣለዉ፡፡ ኣብ ክልል ሃረሪ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ፤ ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ዝተመዝገቡ ዓወታት ዝድህስስ “ፍረ ለውጢ መጋቢታዊያን”…

ንደቀይ ዘበን ተሳጋሪ ታሪኽ ኣውሪሰ ኣለኹ – 1 ሚሊየን ብር ቦንድ ዝዓደጋ ኣደ ‎

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነባሪት ከተማ ሻሸመኔ ወይዘሮ ኣሰለፈች ፀጋዬ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካብ ዝጅምር ኣትሒዘን በቢዓመቱ ቦንድ ይዕድጋ። በዚ ድማ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝዓደገኦ መጠን ቦንድ ሓደ ሚሊየን ብር በፂሑ ይርከብ። ብስራት ምቕማጥ እምነ ኹርናዕ…

ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ሃገራዊ ለውጢ ብምድጋፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ልዑል ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ካብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ 13 ወረዳታት፣ ክልተ ምምሕዳር ከተማታትን ካብ ከተማ ሻሸመኔ ኣርባዕተ…