ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ሕቡራት መንግስታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት ልዑል ረብሓ ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen Sep 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ግድብ ህዳሰ ሕቡራት መንግስታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት ልዑል ረብሓ ኣለዎ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት መበል 80 ሓፈሻዊ ኣኼባ እናተሳተፉ ዘለው ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ mizan mekonen Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ደሴ ዙርያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 12 ሰባት ሓሊፉ። ኣዛዚ ፖሊስ እቲ ወረዳ ኮማንደር መሓመድ ሰይድ ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፣ ሎሚ መበገሲኣ ካብ መካነ ሰላም ዝገበረት ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 80 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ምክያድ ጀሚሩ mizan mekonen Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 80 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ስነ ስርዓት መኽፈቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ንኢትዮጵያ ወኪሉ ይሳተፍ ኣሎ። ዋና ፅሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶንዮ ጉቴሬዝ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ተረባሕነት ንምርግጋፅ ዝሕግዙ ባህላዊ ክብሪታት ምጥንኻር ይግባእ – እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ብምጥንኻር ሓበራዊ ተረባሕነት ንመርግጋፅ ዝኽግዙ ከም "ያሆዴ" ዝበሉ ባህላዊ ክብሪታት ምጥንኻር ይግባእ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)፡፡ በዓል መለወጢ ዘበን ሃዲያ "ያሆዴ" ብዝተፈላለዩ ባህላዊ…
ስፓርት ማዱኬ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃቲ ክፍሊ መስመር ጋንታ ኣርሰናል ኖኒ ማዱኬ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኽንያት ንክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ተሓቢሩ፡፡ እቲ ተፃዋቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ ሓደ ማዕረ ኣብ ዝተፈላለያሉ 5ይ ሰሙን ፀወታ እቲ ሊግ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በዓል “ዮ ማስቃላ” ዝካየድ ስነ ሰርዓት “ሶፌ” Desta Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበረሰብ ጋሞ ዘበን መለወጢ ኣብ ዝኾነ በዓል "ዮ ማስቃላ" ዝካየድ ስነ ሰርዓት "ሶፌ" በቲ ብሄረሰብ ዝኽበር ድሙቕ ስነ ሰርዓት ኢዩ። "ሶፌ" ዘብል ቃል ጋሞኛ አነትኸወነ፥ መርዑ ፅባቐኦም ብውድድር ዘርእይሉ ባህላዊ ስነ ሰርዓትን ክብሪ በዓል…
ቢዝነስ ኣብ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ትኹረት ዝተገበረሎም ዘፈረታ ለውጢ ኣምፂኦም – ኣምባሳደር ግርማ ብሩ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ትኹረት ዝተገበረሎም ዘፈራት ዝሐሸ ቁጠባዊ ዕቤት ንኽምዝገብ ዕድል ፈጢሮም ኢሎም ኣማኻሪ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ግርማ ብሩ፡፡ ኢትዮጵያ ተግባራዊ ዝገበረቶ ዝተማለአ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዘፈር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሃዲያ “ያሆዴ” ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሃዲያ "ያሆዴ" ኣብ ከተማ ሆሳእና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)፣ሚኒስትር የሴቶደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል “ማሽቃሮ” ሓዱሽ ዓመት ብሄር ካፈቾ ይኽበር ኣሎ Desta Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል "ማሽቃሮ" ሓዱሽ ዓመት ብሄር ካፈቾ ኣብ ከተማ ቦንጋ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ዝተውፃእፅኡ ተወለድቲ እቲ ብሄርን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል “ዮ ማስቃላ” ሓዱሽ ዓመት ማሕበረሰብ ጋሞ ይኽበር ኣሎ Desta Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል "ዮ ማስቃላ" ሓዱሽ ዓመት ማሕበረሰብ ጋሞ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ብድሙቕ ስነ ሰርዓት ይኽበር ኣሎ። በዓል ዮ ማስቃላ በቲ ብሄረሰብ ዘመን መለወጢ ጥራሕ ዘይኮነስ ዝሓዘነ ዝፅናዕነዐሉ፣ ዝተፃለአ ዝተዓረቐሉ፣ ዝተፈናተተ ዝቀራረበሉ ፍሉይ…