ኮሎኔል ይርጋለም ፍቓዱን ሌተናል ኮሎኔል ተወልደ ብርሃንን ክሃድሙ ክብሉ ኣብ ዓፋር ከምዝተትሓዙ መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሎኔል ይርጋለም ፍቓዱን ሌተናል ኮሎኔል ተወልደ ብርሃንን ክሃድሙ ክብሉ ኣብ ዓፋር ከምዝተትሓዙ መርማሪ ፖሊስ ንመጋባእያ ዕላዊ ገይሩ።
እዚ ዝገለፀ ኣባል ምርመራ ገበን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ተጠርጠርቲ ብወሓስ ንቤት ፍርዲ ምሕታቶም ስዒቡ ኢዩ።…