ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል 10 ዓመት ሰለስተ ሳትላይታት ከምተሕምብብ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል 10 ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ዝውዕላ ሰለስተ ሳትላይታት ከምተሕምብብ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ኣይተ ኣብዲሳ ይልማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕናን ኢንጀንደር ሄልዝን ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ጉጅለ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕናን ኢንጀንደር ሄልዝን ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዑደት ኣካይዶም። እተ ጉጅለ ኣብ ዞባታት ሃዲያ፣ ወላይታን ጋሞጎፋን ኣብ ዝርከባ ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሱዳን መዘነኦም፣ ፕሬዚዳንት ሶማሊያን ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳንን Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሱዳን መዘነኦም፣ ፕሬዚዳንት ሶማሊያን ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳንን ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ መበል 38 ህፁፅ ኣኼባ መራሕቲ ኢጋድ ንምስታፍ ጂቡቲ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ ከተማ ጅማ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ ከተማ ጅማ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ተዛቲዮም። ተሳተፍቲ እቲ ዘተ “ጁንታ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይን ኢትዮጵያን በዲሉ ኢዩ” ኢሎም። እቲ ጉጅለ ሃገር ንምፍራስ ላዕሊን ታሕቲን እናበለ ቀዲሙ ብዝፈሓሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማኣኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ንኽልተ መዓልቲ እናካየዶ ዝቐነየ ስሩዕ ኣኼባ ዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማኣኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ንኽልተ መዓልቲ እናካየዶ ዝቐነየ ስሩዕ ኣኼቡኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ዛዚሙ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ሰላም፣ ልምዓት፣ ህንፀት ዴሞክራሲያዊ ስርዓትን መፃኢ ሃገራዊ መረፃን ኣብ ዝምልከቱ ዛዕባታት ብዕምቆት ብምዝታይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ቡራዩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብር 10 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ንብረት ከምዝዓነወ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቡራዩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብር 10 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ንብረት ከምዝዓነወ ተገሊፁ። ትማሊ ቀትሪ ከባቢ ሰዓት ሸሞንተ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዝዓነወ ንብረት ከምዝኾነ፥ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምጥያሽ ምስ ሱዳንተ ተሓባቢራ ከምትሰርሕ ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምጥያሽ ምስ ሱዳንተ ተሓባቢራ ከምትሰርሕ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር፥ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝተወሰደ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ህልውናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ተምሃሩኡ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘምሀሮም ተምሃሩኡ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ መዓልቲ ዘመረቖም ተምሃሮ 1 ሺሕን 300 ቁፅሪ ዘለዎም ተምሃሮ ኢዮም፡፡ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 1 ሺሕን 228 ብቀዳማይ ዲግሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ዑደት ጣሊያን መባፅሕቲ ቱሪዝም ኢትጵያ ንምፍላጥ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሮም መባፅሕቲ ቱሪዝም ኢትጵያ ንምፍላጥ እናሰርሐ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ፥ ምስ ከባቢያዊ ቢሮ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሮም ብምትሕብባር መስሕብ ስፍራታት ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ዝሕግዝ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ኣካይዱ፡፡…
ኮሮናቫይረስ ተወሰኽቲ 544 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ 1 ሺሕን 108 ሰባት ድማ ካብቲ ቫይረስ ድሒኖም Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 284 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 544 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 119 ሺሕን 25…