Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት 26 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም። ብዌቢናር ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ኣብ ናይ ሓባር ድልየትን ረብሓን ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣብዚ ቀጠና ፀገማት እንተጋጥሙ ናይ ሓባር…

ንኣርቲስት ጥላሁን ገሰሰ ኣደባባይን ሓውልትን ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተቐሚጡ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብስም ክቡር ኣርቲስት ዶክተር ጥላሁን ገሰሰ ኣደባባይን ሓውልትን ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ከምዝተቐመጠ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እዚ ዛተገለፀ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተሳለጠ ዝክረ አርቲስት ጥላሁን ገሰሰ ሙዚቃ ኮንሰርት ኢዩ።…

ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሹመት 21 ዳያኑ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻምናይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዛዚሙ። እቶም ዳያኑ ኣብ ቢሮ ዓቃቤ ሕጊን ማሕበራዊ ቤት ፍርድን በቢብርኩ ኣብ ዘለዉ ኣብያተ ፍርዲ ብሓጋዚ ዳይነት ይሰርሑ ከምዝነበሩ  ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ…

ጉጅለ ልኡኽ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ምስ ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢኔርጂን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ምስ ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢኔርጂን ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሊክስ ትሺሴኬዲኪ ናይዚ እዋን  ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ኢዮም።…

ቀ/ሚ ኣቢይ ”ደው ኢለ ክምርቐኪ” ብዝብል ኣብ ፓርክ ሕውነት ሸገር ዝግበር ኮንሰርት ዝክረ ጥላሁን ንዘሰናድኡ ኣካላት አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ''ደው ኢለ ክምርቐኪ'' ብዝብል ኣብ ፓርክ ሕውነት ሸገር ዝግበር ኮንሰርት ዝክረ ጥላሁን ንዘሰናድኡ ኣካላት አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፌስ ቡክ ገፅ እቲ ዝክረ ጥላሁን ብምትሕብባር፣ ዝተረኸበ እቶት…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ መበል 70 ኣመት በዓሉን ምስረታ ኣልሙናይን የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ መበል 70 ኣመት በዓሉን ምስረታ ኣልሙናይን የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ስነስርዐት ሚኒስትር ኣማኻሪት ዘፈር ማሕበራዊ ቀዳማይ ሚኒስትር ፕሮፌሰር ሂሩት ወልደማርያም ከምኡ እውን ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃና…

ንዘበነ ምህርቲ ዓመተ 2013/14 ዝኸውን ዘመናዊ ዱኽዒ ይጎዓዓዝ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንዘበነ ምህርቲ ዓመተ 2013/14 ዝኸውን ዘመናዊ ዱኽዒ ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ኣቕርቦት እታዎት ኣይተ መንግስቱ ተስፋ፥ ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ዘበነ ምህርቲ 18 ነጥብ 1 ሚሊየን ኩንታል…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ተሳናባቲ ምክትል ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ተሳናባቲ ምክትል ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ክዌሲ ኳሪቴይ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ድማ፥ እቶም ኮሚሽነር ኣብማሳደር ጋና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን…

354 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)354 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ከተማ ቤሩት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ እቶም ካብ ስደት ተመለስቲ ኤልማ ዝተብሃለ ትካል ምስ ፍሪደም ፈንድን ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጀነራል ፌዴሪኢን ብምትሕብባር ኢዮም ተመሊሶም ዘለዉ፡፡ እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም…

ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲ ክቕፅል ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂቡ ምስ ርእሰ መምህራን ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲ ክቕፅል ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂቡ ካብ ኩለን ኣቢያተ ትምህርቲ ምስ ዝተውፃፅኡ ርእሰ መምህራንን ሱፐርቫይዘራትን ልዝበ ኣካይዱ። ኣብቲ ዘተ ምክትል ሓላፊ…