Fana: At a Speed of Life!

ብሕጊ ዝድለዩ ኣባላት ጁንታ ዘለዉሉ ከባቢ ንዝሓበረ ኣካል 10 ሚሊየን ብር ሽልማት ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሕጊ ዝድለዩ ኣባላት ጁንታ ዘለዉሉ ከባቢ ንዝሓበረ 10 ሚሊየን ብር ሽልማት ከምዝተዳለወ ዋና መምርሒ ሓበሬታ ሕብረተሰብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ሽልማት መንግስቲ ዝወሰዶ ሕጊ ናይ ምኽባር ስጉምቲ ስዒቡ ዝተሓብኡ ኣባላት ጁንታ…

መንግስቲ ኣብ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ምስ ሚሊሻታት ዝተፈጠረ ኩነታት ብቐረባ ንከታተሎ ኣለና ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ምስ ሚሊሻታት ዝተፈጠረ ኩነታት ብቐረባ ንከታተሎ ኣለና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። “ኩሉ ጊዜ ፀገማት ንምፍታሕ ዘተ ንጥቀም ብምዃንና ከምዚ ዝበሉ ኣጋጣሚታት ርክብ ክልቲአን ሃገራት…

ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ሃገራዊ ዛዕባታት በምዝታይ ኣንፈት ከቐምጥ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 475 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 276 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  475 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 118 ሺሕን…

ም/ቀ/ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍቢሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊነላንድ ፔካ ሃቪስቶ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ብስልኪ ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ልዕሊ ጁንታ ዝተወሰደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ምዝዛሙ…

ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ብቕልጡፍ ንኽሕሾም ዘለዎም ትምኒት ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ካብ ዝተትሓዙዎ ቫይረስኮሮና ብቕልጡፍ ንኽሕሾም ዘለዎም ትምኒት ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ብቫይረስ ኮሮና ምትሓዞም ስዒቡ፥ እቶም ቀዳማይ…

ኣምባሳደር ነቢያት ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዛዕባ ምዝዛሙ ኣድሂቦም ገለፃ ገይሮም

#ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኣልጄሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ነቢያት ጌታቸው ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዓወት ምዝዛሙ ኣመልኪቶም ገለፃ ገይሮም። እቶም ኣምባሳደር፥ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝተወሰደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ሃገራዊ ጉዳያትን ተተሓሒዙ ኤል ቻብ…

ስነስርዓት ቀብሪ ተዋሳኣይ ተሓጋጋዚ ፕሮፌሰር ተስፋየ ገሰሰ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነስርዓት ቀብሪ ተዋሳኣይ ደራሲን ተሓጋጋዚ ፕሮፌሰር ተስፋየ ገሰሰ ኣብ ካቴድራል ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ስለላሴ ተፈፂሙ። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ድማ ኣብ ብሄራዊ ትያትር ስነስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ተኻይዱ ኢዩ፡፡ ኣብ ብዙሓት ተዋስኦታት ብቕዓት…

ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንደቂ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዝኾኑ ማውቲ ትምህርቲ ኣበርኪታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንደቂ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዝኾኑ ማውቲ ትምህርቲ ከምዘበርከተት ተገሊፁ። ሰራሕተኛታት እታ ጋንታ ነቶም ደቂ ኣባላት ሰራዊት ዝኸውን 50 ሺሕ ደፍተር፣ 5 ሺሕ ቢሮን 5 ሺሕ እርሳስን ኣበርኪቶም፡፡ እቲ…

ሰባት ብምዕጋት ብር 30 ሚሊየን ዝሓተቱን ከቢድ ሽፍትነት እናፈፀሙ ነይሮም ዝተብሃሊሉ 5 ውልቀ ሰባት ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮማንደርንድሕንነትን ኢና እናበሉ ሰባት ብምዕጋት ብር 30 ሚሊየን ዝሓተቱን ከቢድ ሽፍትነት እናፈፀሙ ነይሮም ዝተብሃሊሉ 5 ውልቀ ሰባት ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ሎሚ መዓልቲ ጉዳዮም ኣብ ቤት ፍርዲ ዝተርኣየሎም ተጠርጠርቲ፥ ያሬድ ኦላቃን ፍቓዱ…