Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣውሮፓ ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ልዕሊ 53 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይን ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያን ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታትዝውዕል 53 ነትቢ 7 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዘ ንዘድሊዮም ወገናት ሓዊሱ ብጎንፂን ለውጢ ኣየርን ንዝተጎድኡ…

ሰነድ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ብወግዒ ንህዝቢ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዘዳለዎ ሰነድ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ብወግዒ ናብ ህዝቢ ዕላዊ ተገይሩ። እቲ ትልሚ ብቀንዱ ብድረ-ገፅ (http://www.pdc.gov.et/#/tenyearplansection)  እቲ ኮሚሽን ኣቢሉ ንህዝቢ ዕላዊ ከምዝተገበረ…

ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዑስማን ዲዮን ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዘፈር መዓድን እናተሳለጠ ምስ ዝርከብ ሪፎርም ፖሊሲን ሕጊን ዝተተሓሓዘ መብርሂ ገይሮም፡፡ ኢንቨስትመንት ዘፈር…

339 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)339 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ከተማ ጂዳ ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…

ክልል ትግራይ መሊስካ ንምህናፅ ናይ ብዙሓት ኣካላት ተሳትፎ ከምዘድሊ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ሰብ ዋና ትካላት ንግዲ ሙሁራንን ክልል ትግራይ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ ዘተ ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ክልል ትግራይ መሊስካ ንምህናፅ ናይ…

ናሳ ናብ ማርስ ሄሊኮፕተር ልኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንጂነራት ትካል ምርምር ጠፈር ኣሜሪካ (ናሳ) ንፈለማ እዋን ሄሊኮፕተር ናብ ማርስ ምልኣኹ ኣፍሊጡ። ኣብ ዙሪያ ምህዋር ክትትበርር ኢያ ዝተብሃለት እታ ሄሊኮፕተር፥ ብመጠን ኣዚያ ዝነኣሰት ከምዝኾነት ተገሊፁ፡፡ ኢንጂ ኒውቲ ዝተብሃለት እታ…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ኣፕላይድ ሳይንስ ዩኒቨርሲቲታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ኣፕላይድ ሳይንስ ዩኒቨርሲቲታት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ መደረ ዘስምዑ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ፕሮፌሰር ታከለ ታደሰ፥ እቲ መድረኽ ብዓይነቱ ፍሉይን ፈላማይን ከምዝኾነ…

ኢጋድ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ኣንቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ሎሚ መዓልቲ ኣንቢሩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ፥ ኣፈፃሚ ስራሕ ኢጋድ፣ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት፣ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኢትዮጵያን መሻርኽቲ ልምዓትን…

ህንድ ኣብ ዞባ ሃዲያ ዝካየዱ ስራሕቲ ልምዓት ከምእትድግፍ ኣምባሳደር ሮበርት ሼትኪንቶንግ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንድ ኣብ ዞባ ሃዲያ ዝካየዱ ስራሕቲ ልምዓት ከምእትድግፍ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሮበርት ሼትኪንቶንግ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ዑደት ገይሮም።…

ኣብ ከተማ ኬፕታውን ኣብ ዝርከብ እምባ ቴብል ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ታሪኻዊ ህንፃታት ኣዕኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡበ ኣፍሪካ ከተማ ኬፕታውን ኣብ ዝርከብ ጎቦ ቴብል ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ታሪኻዊ ህንፃታት ከምዘዕነወ ተገሊፁ። እቲ ኣብ ጎቦ ቴብል ዝተልዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ጥቕኡ ናብ ዝርከብ ቀፅሪ ዩኒቨርሲቲ ኬፕታውን ዝተዛመተ እንትኸውን፥ ብኣማኢት…