ፍረ 24 መጋቢት ኣብ ኩሎም መንደራት ኢትዮጵያ ንኽባፅሑ ተጊህና ክንሰርሕ ኢና – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍረ 24 መጋቢት ኣብ ኩሎም መንደራት ኢትዮጵያ ንኽባፅሑ ተጊህና ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሃገራዊ ለውጢ ጋዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት (24 መጋቢት 2010 ዓ.ም)…