Fana: At a Speed of Life!

ኢንፎርሜሽን ኮሙዩኒኬሽን ቴክኖሎጂ ድልየት ምዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዕላዊ ካብ ዝኾነሉ ሓደ ዓውዲ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንፎርሜሽን ኮሙዩኒኬሽን ቴክኖሎጂ ድልየት ምዕባለ ኢኮኖሚን ብልፅግናን ኢትዮጵያ ዕላዊ ካብ ዝኾነሉ ሓደ ዓውዲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኣፍሪካ ቴሌኮም ሪቪው ፃንሒት ገይሮም።…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ኣዶ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ቀረባ እዋን ምክትል ኣዶ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኮይነን ምስዝተመረፃ ዶክተር ሞኒክ ንሳንዛባጋንዋን ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ዘተኦም ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ…

ኣብ ግዝኣት ኮሎራዶ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፈፀሞ ክሕደት ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግዝኣት ኮሎራዶ ከተማ ዴንቨር ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፈፀሞ ክሕደት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ግዝኣት ኮሎራዶ ኣደባባይ ስቴት ካፒቶል ተኻይዱ። እቲ ሰልፊ…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስታት ዓፋርን ሶማሌን ኣብ ቀረባ እዋን ዘጋጠመ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ተስማሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሳነ ምምሕዳር ዝምራሕ ጉጅለ ላዕለዎት ኣመራርሓ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስታት ዓፋርን ሶማሌን ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣዋሰንቲ ጣብያታት ዘጋጠመ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ተስማሚዖም። እቶም ርእሳነ ምምሕዳራት ብኣካብነት ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ…

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ምምላስ ዕረፍቲ  ካልኣይ መዓልቱ ዝሓዘ ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ኢያ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ስዒራታ ዘላ፡፡…

ፌስቡክ መቐመጢኦም ኣብ ግብፂ ብምግባር ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘቕነዐ ሓበሬታ ይፍንዉ ነይሮም ዝበሎም ኣካውንታት ዓፂዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩባኒያ ፌስቡክ መቐመጢኦም ኣብ ግብፂ ብምግባር ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ሱዳንን ቱርኪን ዘቕነዐ ሓበሬታ ይፍንዉ ነይሮም ዝበሎም 30 ኣካውንታት ምዕፃዉ ኣፍሊጡ። እቶም ኣካውንታት ልዕሊ 300 ሺሕ ተኸተልቲ ከምዘለዉዎም ኢዩ እቲ ኩባኒያ ገሊፁ…

ምምሕዳር ጆ ባይደን ንፍልስጤም 235 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ክህብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ተቛሪፁ ዝነበረ ንፍልስጤም ዝወሃበረ ሓገዝ 235 ሚሊየን ዶላር ንኽቕፅል ከምዝገብር ኣፍሊጡ። የአሁኑ ድጋፍ በ75 ሚሊየን ዶላር በዌስት ባንክ በጋዛ ሰርጥ የሚደረግ የኢኮኖሚና የልማት ድጋፍን ያካተተ መሆኑን የውጭ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሰብ ሞያ ጥበብ ኣፍልጦ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፓርክ እንጠጦ ንሰብ ሞያ ጥበብ ኣፍልጦ ሂቦም። “ንኢትዮጵያ ስለዘገልገልኩም ኢትዮጵያ ተመስግነኩም ኢያ” በዝብል ሓሳብ ኢዩ እቲ ኣፍልጦ ተዋሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ኪነ-ጥበብ ንሃገሮም…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30  መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ጄፕ ኮፎድ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ትግራይ ዘሎ ደገፍ ሰብኣዊ መሰል ብዝምልከት ኣብ ቀዳማይ ዙር ን4 ነጥብ 5 ሚሊየን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 75 ዓመቱ የኽብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 75 ዓመት ምስረትኡ የኽብር ኣሎ። እቲ መገዲ ኣየር ቅድሚ 75 ዓመት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ ዝተጣየሸላ መዓልቲ ኢያ፡፡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1946 ፈላመይቲ ዓለም ለኸ በረራ ካብ ኣዲስ ኣበባ ተበጊሳ ብኣስመራ…