Fana: At a Speed of Life!

ናህሪ ዋጋ ንምርግጋዕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ናህሪ ዋጋ ንምርግጋዕ ብማሕበራት ስራሕ ፌዴራል ኣቢሉ ይስራሕ ከምዘሎ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ማሕበራት ስራሕ ፌዴራል ኣይ ኡስማን ሱሩር ገሊፆም። እቶም ዋና ዳይሬክተሩ ምስ ፋና ብሮድካስቲግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ካብ ኣፍረይቲ ክሳብ…

መርሃ ግብሪ መሃብ ኣፍልጦ ሰብ ሞያታት ኪነ-ጥበብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ እንጦጦ መርሃ ግብሪ መሃብ ኣፍልጦ ሰብ ሞያታት ኪነ-ጥበብ ይካየድ ኣሎ። “ንኢትዮጵያ ስለዘገልገልኩምዋ ኢትዮጵያ ተመስግነሁም” ብዝብል ሓሳብ ኢዩ ኣፍልጦ እናተውሃበ ዝርከብ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ኪነ-ጥበብ…

ኣብ ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ ዝተሳተፉ ዜጋታት ወፃኢን ውሽጢ ሃገርን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክቶሬት ምርመራ ገበንን ቢሮ ፋይናንስን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ዲቪዥን ምርመራ ዝውውር ገንዘብ ዝተፈላለዩ ዘይሕጋዊ ገንዘባት ኣብ ምድላው፣ ምግልጋልን ምዝውዋርን ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ምርመራ እናገበረ ከምዝኾነ ገሊፁ። ፖሊስ ብዝገበሮ ምርመራ…

ስደተኛታት ኤርትራ ኣገልግሎት ናብ ዝህቡ መዓስከር ጣቢያታት ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስደተኛታት ኤርትራ ኣገልግሎት ናብ ዝህቡ መዓስከር ጣቢያታት ንምምላስ ይስራሕ ከምዘሎ ኤጀንሲ ጉዳይ ስደተኛታተን ካብ ስደት ተመለስቲን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ተስፋሁን ጎበዛይ፥ ቅድሚ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ ትግራይ ኣብ መዓስከር…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከበድቲ ገበናት ተዋደፊሮ ዝነበሩ 34 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከበድቲ ገበናት ተዋደፊሮ ዝነበሩ 34 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ከበድቲ ገበናት ተዋፊሮም ዝተረኸቡ እቶም ተጠርጠርቲ፥ ጉጅለ ብምፍጣር ብኣፅዋር ተሓጊዞም ኣብ…

ንተመዛበልቲ ዕለታዊ ሓገዝ ንምብፃሕን ብዘላቕነት ንምጥያሽን ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዕለታዊ ሓገዝ ንምብፃሕን ብዘላቕነት ንምጥያሽን ምስ ክልላት ብምውዳድ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣይተ ምትኩ ካሳ ገሊፆም። እቶም ኮሚሽነር ምስ ፋና…

ፆም ረመዳን ብፍቕሪ፣ ምትሕስሳብን ምትሕዝዛንን ክሓልፍ ይግባእ- ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፆም ረመዳን ብፍቕሪ፣ ምትሕስሳብን ምትሕዝዛንን ክሓልፍ ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስ ተዛሪቦም። ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ወርሒ ብፍቕሪ፣…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 6 ደረጃታት ኣመሓይሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፊፋ ኣብ ዝውፀኦ ወርሓዊ ደረጃ ኩዕሾ እግሪ ሽዱሽተ ደረጃታት ኣመሓይሻ፡፡ እታ ሃገራዊት ጋንታ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ካብ ዓለም ኣብ መበል 140 ከምዝተቐመጠት ፊፋ ኣፍሊጡ፡፡ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእነት…

ኣብ ምብራቕ ሪጂን ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ኤል ቲ ኢ ኣድቫንስድ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ኤል ቲ ኢ አድቫንስድ ኣብ ምብራቕ ሪጂን ኣጀሚሩ። ጅግጅጋ፣ ጎዴ፣ ፊቅ፣ ደገሃቡር፣ ቀብሪ በያህ፣ ዋርዴር እና ቀብሪ ደሀር ተጠቀምቲ እቲ ኣገልግሎት ዝኾና ከተማታት ኢየን። እቲ ኣገልግሎት…

ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ኣወሃህባ ኣፍልጦን ምስጋናን ውፅኢታዊ መምህራን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ኣወሃህባ ኣፍልጦን ምስጋናን ውፅኢታዊ መምህራን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ሚኒስቴር፣…