ቴክኖሎጂ ናይጄርያ ትዊተር ንዘይተወሰነ እዋን ክትእግዶ ምዃና ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ናይጀርያ ትዊተር ኣብታ ሃገር ንዘይተወሰነ ግዜ ከወንዝፎ ምዃኑ ሚኒስትር ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እቲ ውሳነ “ትዊተር ብተደጋጋሚ ሃለዋት ናይጀርያ ዝፈታተን ንጥፈታት ይካየደሉ ስለ ዘሎ’ዩ" ተባሂሉ። ትዊተር እቲ ትማሊ ዓርቢ ዝወጽአ መግለጺ…
ጥዕና ብ31 ሚሊየን ብር መበገሲ ካፒታል ዝተጣየሸ ላንሴት ስፔሻላይዝድ ማእኸል ሕክምና ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብ31 ሚሊየን ብር መበገሲ ካፒታል ብኢትዮጵያውያን ሓካይም ዝተጣየሸ ላንሴት ስፔሻላይዝድ ማእኸል ሕክምና ተመሪቑ። እቲ ማእከል ሕክምና ኣብዛ ሃገር ኣብ ዘለዉ ሆስፒታላት ዝረኣዩ ድሩትነት ዓቕሚ በምሽፋን፥ ብዝተበታተኸ መገዲ ዝወሃብ ናይ ወልቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ፌዴሪኢ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2014 ልዕሊ 561 ቢሊየን ብር ንክኸውን ውሳነ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 97 ስሩዕ ኣኼብኡ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2014 561 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ንክኸውን ውሳነ ሂቡ። እቲ ረቂቕ በጀት መፍረያይነት ንምዕባይ ዝሕግዝን ምስ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት…
ቢዝነስ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣብ ወርሒ ሰነ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ሰነ መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ካብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ መሸጢ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ቀፃሊ ዕለተ ሰኑይ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅመር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ካብ 30 ጉንበት 2013 ዓ/ም ጀሚሩ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅመር ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብሰንኪ ዓለም ለኻዊ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሎሚ ዓመት ድማ ኣብ ትግራይ ብምኽኒያት ዝተፈጠረ ፖሎቲካውን ፀጥታውን ዘይምርግጋዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣገልግሎት ጥዕና ንምጥንኻርን ናብ ስራሕ ዘይተመለሱ ንምምላስን ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣገልግሎት ጥዕና ንምጥንኻርን ናብ ስራሕ ዘይተመለሱ ንምምላስን ዓሊሙ ምስ መሻርኽቲ ትካላት ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ምስ ኤጀንሲታት፣ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይን ሰብኣዊን መሻርኽቲ ልምዓትን ዘስርሑ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 311 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)311 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ 315 ኢንተርፕራይዛት ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ደቀቕቲን ኣንኣሽተይን ተወዲቦም ናብ ማእኸለዎት ሰብ ሃፍቲ ዝተሰጋገሩ ኢንተርፕራይዛት መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 250 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 250 ሚሊየን ዶላር (ብር 10 ነጥቢ 89 ቢሊየን) ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ልቓሕ፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣብ ባንኪ ዓለም ተፀዋዒ ኢትዮጵያ፣ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳንን ኤርትራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስተር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ልዕሊ ብር 50 ሚሊየን ዝግመት ንተመዛበልቲ ዝኸውን ሓገዝ ኣቑሑት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ልዕሊ ብር 50 ሚሊየን ዝግመት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተመዛቢሎም ዝርከቡ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ኣቑሑት ገይሩ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ትግራይ፣ ኣጣየን መተከልን ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ኢዩ…