ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ኣብ ቀጠናዊን ኩለመዳይ ጉዳያትን ከምዝተላዘቡ ኣብ ትዊተር ገፆም ኣፍሊጦም። ብተወሳኺ ኢትዮጵያን ውድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት በቢኣብያተ ዕዮኡ ዝተኻየዱ ዓበይቲ ፍፃመታት ዝተርኣዩሉ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት በቢኣብያተ ዕዮኡ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋራሕ ዝተኻየዱ ዓበይቲ ፍፃመታት ዝተርኣዩሉ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ምቹዋት ኩነታት፣ ዕናቅፋታት፣ ምንቅስቓሳት ማሕበራዊ ሓላፍነት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ፎረም ልምዓት ተፋሰስ ናይል ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ዝፍፅም መበል ሻድሻይ ፎረም ልምዓት ተፋሰስ ናይል ተጀሚሩ። ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኢንጂነር ስለሺ በቀለ፥ መዓልቲ ንይል ኣድሂቦም መፅናዕታዊ ፅሑፍ ኣቕሪቦም። ሃገራት ተፋሰስ ናይል ከባቢያዊ ፣ታሪኻዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 338 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)338 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ከተማ ጅዳ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይሩሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ንክልተ ሙሁራት ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ንክልተ ሙሁራት ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ ዘሎ ብክፍሊታት ትምህርቲ ኬሚስትሪን ታሪኽን መምህርን ተማራማሪን ንዝኾኑ ዶክተር መዓርግ ኣማረን ዶክተር ተመስገነ ገበየሁን ምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምኽንያታዊ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ዝገብሩ ነጋዶ ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ቢሮ ንግዲ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምኽንያታዊ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ነጋዶ ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ዓብደልፈታህ የሱፍ እዚ ዝበሉ፥ እናተረኣየ ዝመፅአ ናህሪ ዕዳጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ሲዳማ ካብ ክልላትን ከተማ ምምሕዳራትን ልዕሊ ብር 200 ሚሊየን ሓገዝ ኣተኣኻኺቡ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ የካቲት 15፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምስረታ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልላትን ተረኺቦም፡፡ እቲ ክልል፥ ክላትን ምምሕዳር ከተማታትን ብዝገበሩዎ ሓገዝ ልዕሊ ብር 200 ነጥቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ 2021 ዓውደ ምርኢት ንግዲ ምግቢን መስተን ገልፍ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውደ ምርኢት ንግዲ ምግቢን መስተን ገልፍ 2021 ኣብ ዱባይ ተኸፊቱ። እቲ ዓውደ ምርኢት ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ከፊቶምዎ፡፡ ኣብቲ ዘፈር ዝተዋፈሩ ኢንዱስትሪታት ምፍላጥ ዕላምኡ ዝገበረ እቲ ዓመታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንመከላኸሊ ኣየር ብሓዱሽ ዲዛይን ዘስረሖ መፍለዪ ኣርማን ዘህነፆ ሓዱሽ መገዲ ኣስፓልትን ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ንመከላኸሊ ኣየር ብሓዱሽ ዲዛይን ዘስረሖ መፍለዪ ኣርማን ዘህነፆ ሓዱሽ መገዲ ኣስፓልትን ኣመሪቑ። እቲ መፍለዪ ኣርማን ሓዱሽ ኣስፓልት መገዲን መሪቖም ብምኽፋት መደረ መምርሒ ስራሕ ዘስምዑ፥ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልተ ምምሕዳር ከተማታትን ኣርባዕተ ክልላን ምዝገባ ሕፁያት 21 ለካቲት ከምዝዛዘም ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ቦርድ ብሄራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ምምሕዳራት ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋ፣ ኣብ ብሄራዊ ክልላት ቤኒሻንጉል፣ ሃረሪ፣ ጋምቤላን ኦሮሚያን ምዝገባ ሕፁያት 21 ለካቲት 2013 ዓ.ም ከምዝዛዘም ኣፍሊጡ። ስለዝነ ድማ ፓርቲታት ፖለቲካ እዚ ፈሊጦም እዋን…