ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ሰብ ሃፍቲ ቱኒዚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዑደት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ሰብ ሃፍቲ ቱኒዚያ ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ዝርከበቡ ዝተፈላለዩ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ጉጅለ፥ ኣብ ፓርክታት ዓለባ፣ ኣፋውስን ኣይሲቲን ኢዩ ተዘዋዊሩ ተዓዚቡ ዘሎ፡፡ ኣብ ቀፃሊ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ተዋፊሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘሓለፉ ኣዋርሕ ዓዳጋ ወርቂ ካብ 20 ክሳብ 29 ሚኢታዊ ወሰኽ ዋጋ ስለዝተገበረ ዝሐሸ ኣታዊ ተረኺቡ – ሚኒሰስቴር መዓድንን ነዳዲን Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ (ፀሊም ዕዳጋ) ዝሽየጥ ወርቂ ንምትራፍ ኣብ ዘሓለፉ ኣዋርሕ ዓዳጋ ወርቂ ካብ 20 ክሳብ 29 ሚኢታዊ ወሰኽ ዋጋ ስለዝተገበረ ዝሐሸ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒሰስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣፍሊጡ። ተጠባባቒ ዳይሬክተር መረጋገፂ ብቕዓት…
ስፓርት መበል 50 ኢዮቤልዩ ወርቂ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 50 ኢዮቤልዩ ወርቂ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ናይ መፃረዪ ውድድራት ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኣመራርሓታት ባልደራስ ቦርድ መረፃ ዝሃቦ ውሳነ ክፀንዕ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ፍርዲ ኣቦ መንበር ፓርቲ ባልደራስ እስክንድር ነጋ ሓዊሱ ቤት ፍርዲ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣብ ዝቕፅል መረፃ ክወዳደሩ የብሎምን ኢሉ ቦርድ መረፃ ዝሃቦ ውሳነ ክፀንዕ ወሲኑ። እቲ ውሳነ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል 1ይ መጋባእያ…
ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ፌስቡክ ካብ ሞንጎ ዝተጠለፈሎም ሰባት ልዕሊ 12 ሺሕ ናይ ኢትዮጵያውያን ኣካውንታት ይርከቡዎም Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ .ቢ.ሲ)ብጠለፍቲ መርበብ ሓበሬታ ካብ ሞንጎ ዝተጠለፈሎም 533 ሚሊየን ተጠቀምቲ ፌስቡክ እቶም ልዕሊ 12 ሺሕ ኣብ ኢትዮጵያ መሰረቶም ዝገበሩ ኣካውንታት ፌስቡክ ይርከቡዎም ተባሂሉ። ጠለፍቲ ሓበሬታ ካብ ፌስቡክ ዝሰረቑዎ ሓበሬታ ውልቀሰባት ኣብ ህዝባዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያን ኣምሓራን ኣብ ክሊ ሰላምን ልምዓትን ይላዘቡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያን ኣምሓራን ኣብ ክሊ ሰላምን ልምዓትን ይላዘቡ ኣለዉ። ኣብቲ መደረኽ ዘተ ኣብ ክልቲአን ክልላት ብተደጋጋሚ ዘጋጥሙ ፀገማት ሰላምን ፀፅታን ተዋዲድካ ንምክልኻልን ብሓባር ንምስራሕን ኣብ ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ ማእኸላዊ ስታትስቲክስ ናህሪ ዋጋ ወርሒ መጋቢት 20 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ወሰኽ ከምዘርኣየ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ማእኸላዊ ስታትስቲክስ ሓፈሻዊ ናህሪ ዋጋ ወርሒ መጋቢት ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር 20 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ወሰኽ ከምዘርኣየ ገሊፁ። ኣብ ኣእኻል ዝተርኣየ ወሰኽ ኣብ ዋጋ ምግቢ ወሰኽ ንክህሊ ከምዘኽኣለ ተገሊፁ።…
ቢዝነስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ሸቕሊ ኣልቦነት ንምፍታሕ ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ሸቕሊ ኣልቦ ንምፍታሕ ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ፌዴራል ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ንጉሱ ጥላሁን ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ን1 ነጥቢ 6 ሚሊዮን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ…
ኮሮናቫይረስ ኣፍሪካ ንኽታበት ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል 12 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊያ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ንኽታበት ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል 12 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊያ ባንኪ ዓለም ገሊፁ። ከም ፀብፃብ ባንኪ ዓለም እንተኾይኑ፥ እቲ ገንዘብ እኹል ክታበት ቫይረስ ኮሮና ንመዕዳግን ንምክፍፋልን ዝውዕል ኢዩ፡፡ ብኻሊእ መዳይ ኣባል ሃገራት ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን12 ሙሁራት መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን12 ሙሁራት መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ሂቡ። እቲ ዩኒቨርሲቲ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ዝሃቦም ሙሁራት፥ ኣብ ምምሃር ምስትምሃር፣ መፅናዕቲን ምርምርን፣ ኣብ ውሽጢ እቲ ዩኒቨርሲቲ ብዘለዎም ኣገልግሎት ከምኡ…