ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንልዕሊ 7 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክትታት ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንልዕሊ 7 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክትታት ሓገዝ ዕላዊ ገይራ።
ኣብዚ ዓመት ብሰንኪ ዘጋጠሙ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ንምድጋፍን ዕላዊ ምግቢ ንምቕራብን ዝሕግዝ…