ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ወፃኢ ዝህነፅ ሓዱሽ ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ብዕሊ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ክሳብ ጎሮ ዘሎ ሓዱሽ ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ብ1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ወፃኢ ስራሕቲ ህንፀቱ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣጀሚሩ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምጅማር እቲ ፕሮጀክት፥ ምክትል…