ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሹድሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 83 ቢሊየን ተቐማጢ ገንዘብ ኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሹድሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 83 ቢሊየን ተቐማጢ ገንዘብ ክእክብ ምኽኣ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ ኣብ መንፈቕ ዓመት 2013 ዓ.ም 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሓደሽቲ ሒሳብ ቁፅሪታት ዘኽፈተ እንትኸውን፥ ናይ ትልሙ 221 ሚኢታዊ…