ኣብ ምዕባለ ሓንቲ ሃገር ተሳትፎ ሲቪል ማሕበረሰብ ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዝደንት ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ኣብ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ወርሒ ደቂ ኣንስቲዮ ኣኼባ ተረኺበን ደቂ ኣንስትዮ ዘለዉወን ማሕለኻታትን መፍትሒ ሓሳባትን ኣመልኪተን ተዛቲየን።
ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ዝሰርሑ ሲቪል ማሕበራትን ዝተፈላለዩ መዳርግቲ…