ዋና መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሓቢሮም ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሓቢሮም ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት፥ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ተፈራሪሞምዎ፡፡…