Fana: At a Speed of Life!

መንግሳታት ኢትዮጵያን ሱዳንን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ታሪኽን ክልቲአን ሃገራት መሰረት ዝገበረ ስምምዕነት ክገብራ ይግባእ- ሙሁራት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ዶብን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘድሃበ ዘተ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ተኻይዱ። ኣብቲ ዘተ መምህራን ዩኒቨርሲቲ ጎንደርን ካብ ዩኒቨርሲቲ ካርቱምን ዝመፅኡ ሙሁራን ተሳቲፎም። ካብ ክልቲኦም ዩኒቨርሲቲታት ዝመፅኡ ክልተ…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ዞባ ጌደኦ ወረድ ገደብ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሪቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጌደኦ ወረድ ገደብ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ባንቆ መሪቐን። ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ቀዳማይ ዙር ኣብ ኩለን ክልላት ካብ ሞንጎ ዘህነፆም 20 ካልኣይ ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ…

ም/ቀ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ኣብ ህንዲ ዑደት ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ኣብ ህንዲ ዑደት ክገብሩ ኢዮም። ኣይተ ደመቀ ክሳብ ዝቕፅል ዓርቢ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ኣብ ዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት ክሳተፉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት…

ቦርድ ምርጫ ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ኦብነግ ዘሎ ዘይምርድዳእ ኣመልኪቱ ዝቐረቡ ሰነዳት ብምምርማር ውሳነ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ ለ9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ኦጋዴን ብሔራዊ ነጻነት ግንባር (ኦብነግ) ዘሎ ዘይምርድዳእ ኣመልኪቱ ዝቐረቡ ሰነዳት ብምምርማር ውሳነ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ብእኒ ኣይተ ራያል ሃሙድ ካብ 12 ክሳብ 15 ጥሪ 2013 ዓ.ም ተኻይዱ…

ክታበት ቫይረስኮሮና ብመደብ ኮቫክስ ኣቢሉ ናብ ኣፍሪካ ከምዝኣቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ክልተ ዓይነታት ከታበት ቫይረስ ኮሮና ፍርያት ኣክስፎርድ-ኣስትራዘኒካ ንሓደጋ ኣብ ልዕሊ ዝተቓልዑ ኣብ ረብሓ ክውዕሉ ኣፅዲቑ። እዚ ውሳነ እቲ ክታበት ብመደብ ኮቫክስ ኣቢሉ ናብ ኣፍሪካ ዝግዕዘሉ ኩነታት ዘመቻቹ እዩ ተባሂሉ።…

ሞት ኣዴታት ብ50 ሚኢታዊት ንምቕናስ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ለካቲት  ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሞት ኣዴታት ብ50 ሚኢታዊት ንምቕናስ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። “ኮቪድ-19 ኣብ ኣዴታትን ህፃናትን ኣብ ስነ ተዋልዶ መናእሰይ ኣተሓላልዋ ጥዕና ዘበፅሖ ዘሎ ፅዕንቶ” ብዝብል ርእሲ መበል 29 ዓመታዊ ኮንፈረንስ ማሕበር ሓካይም…

ንቀ/ሚን መላእ ኣመራርሓ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ከተማታት ከሚሴን ባቲን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን መላእ ኣመራርሓ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ከተማታት ከሚሴን ባቲን ይካየድ ኣሎ። ዕላማ እቲ ሰልፊ ድማ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ስልጣን ካብ ዝመፅኡሉ እዋን ኣትሒዙ…

ኣብ ኮንጎ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጀልባ ብውሑዱ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኣብ ኮንጎ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጀልባ ብውሑዱ 60 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ ልዕሊ 100 ሰባት ደሃዮም ኣይተረኸበን። እታ ጀልባ ኣብ ምብራቓዊ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር ከተማ ኪንሳሻ ምሸት እናተጓዘት እናሃለወት ምስ…

ኣብ ከተማ ደሴ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ኣመራርሓ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ኣመራርሓ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ከተማ ብምብጋሰድን ኣብ ስታዲየም ሆጤ ብምትእኅኻብን ዝተፈላለዩ ናይ ድጋፍ መልእኽቲታት ኣመሓላሊፎም። ንድጋፍ ሰልፊ ዝወፅአሁ…

ናይጄሪያዊት ኢውያላ ፈላሚት ጓል ኣፍሪካዊት ኣንስተይቲ ዳይሬክተር ጀነራል ትካል ንግዲ ዓለም ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይጄሪያዊት ዶክተር ንጎዚ ኦኮንጆ ኢውያላ ፈላሚት ጓል ኣንስተይቲን ኣፍሪካዊትን ዳይሬክተር ጀነራል ትካል ንግዲ ዓለም ኮይነን ተሸይመን። ሽምት እተን ሓዳሽ ዳይሬክተር ጀነራል ትካል ንግዲ ዓለም ክፀድቕ ዝኸኣለ፥ ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ እቲ ትካል ፍሉይ…