ውድብ ጥዕና ዓለምን ካናዳን ኣብ ኢትዮጵያ መሰረታዊ ግልጋሎት ጥዕና ንምምላእ ዘኽእል ሓገዝ ዕላዊ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለምን ካናዳን ምስ ለበዳ ቫይረስኮሮና ተተሓሒዙ ኣብ ኢትዮጵያ መሰረታዊ ግልጋሎት ጥዕና ንምምላእ ዘኽእል ሓገዝ ዕላዊ ገይሮም።
ቀዳማይ ብርኪ ዓቕሚ ሓለዋ ጥዕና ንምጥንኻር ዝዓለመ እቲ ሓገዝ፥ 9 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዶላር ካናዳ ኢዩ…