ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ አብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ አብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ። እቲ ዘተ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ ሃገር እናተፈጠሩ ዝርከቡ ፀገማት ንምፍታሕ ግደ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣመልኪቱ ከምዝዝቲ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መተከል ሰላም ንምንጋስ ዝሰርሕ ዘሎ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ኣብ መንጎ ህዝብታት ስነ ስርዓት ዕርቀ ሰላም የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መተከል ሰላም ንምንጋስ ዝሰርሕ ዘሎ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ኣብ መንጎ ህዝብታት ስነ ስርዓት ዕርቀ ሰላም የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ዞባ ክሳብ ሐዚ ኣብ ወረዳታት ቡለን፣ ጉባ፣ ግልገለ በለስ፣ ዳንጉር፣ ድባጤ፣ ወንበራ፣ ፓዌን ማንዱራን ህዝብታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ዋግኽምራ ብ150 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ዋግኽምራ ብ150 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነስርዓት ኣፈጉባኤ ባይቶ ክልል ኣምሓራ ወይዘሮ ወርቅሰሞ ማሞናን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ተረኺቦም። እቲ ፕሮጀክት ልዕሊ 34 ሺሕ ክፋላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮነን ኣብ ኣንካራ ዝተሃንፀ ኤምባሲ ኢትዮጵያ መሪቖም Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኣንካራ ዝተሃንፀ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምርቓት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቩሉት ካቩሶግሉ እውን ተረኺቦም ኢዮም። እቲ ኤምባሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 25 ናይ ገጠር ከተማታት ካብ ሓይሊ ፀሓይ ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ዝገብር ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)25 ናይ ገጠር ከተማታት ካብ ሓይሊ ፀሓይ ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። ኣብቲ መድረኽ ስምምዕነት ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን፣ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ከምኡ እው ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ተረኺቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰማሪታንስ ፐርስ ኣብ ትግራይ ደገፍ ዜጋታት ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ገምት ዋጋ ዘለዎ ሃናፂ ምግቢ ኣወፊዩ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰማሪታንስ ፐርስ ኣብ ትግራይ ደገፍ ዜጋታት ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ገምት ዋጋ ዘለዎ ሃናፂ ምግቢ ኣወፊዩ። እቲ ትካል ገባሪ ሰናይ ብናይ ባዕሉ ኣውሮፕላን ዝለኣኾ 310 ኩንታል ናውቲ ሃናፂ ምግቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጊኒ ለበዳ ቫይረስ ኢቦላ ከምዝተረኣየ ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጊኒ ብለበዳ ቫይረስ ኢቦላ ህይወት ሰለስተ ሰባት ምሕላፉ ስኢቡ ብብርኪ ለባ ከምዝተረኣየ ዕላዊ ገይራ። ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ጊኒ ካብ ዝተረኣየ ለበዳ ኢቦላ ንሕልፈት ካብ ዝተቃልዑ ሰባት ብተወሳኺ ኣርባዕተ ሰባት ድማ እቲ ቫይረስ ከምዝተረኸቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕላዊ መድረኽ ኣፍልጦ ማኒፌስቶን መወዳደሪ ምልክት መረፃን ፓርቲ ብልፅግና ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)"ህብረ ብሔራዊ ሕውነት ንሓበራዊ ብልፅግና" ብዝብል መሪሕ ቃል ንመረፃ 2013 ኣፍልጦ ማኒፌስቶን መወዳደሪ ምልክት መረፃን ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ተኻይዱ። ነቲ መድረኽ ኣፍልጦ ዝኸፈቱ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ…
ስፓርት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋዬ ኣብ ፈረንሳይ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮን ኣብ ሓደ ሰሙን ንኻልኣይ ጊዘ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋዬ ኣብ ፈረንሳይ፣ ቫል ዴ ሪዩል ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮን ውሽጢ ገዛ 800 ሜትሮ ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 1 ደቒቓን 57 ሴኮንድን 06 ማይክሮ ሴኮንድን ብዝኾነ ፈጣን ናይ ዓለም ሰዓት እያ ተዓዊታ። ኣትሌት ጉዳፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሳኽቲ ዘፈራት ኢንቨስትመንት ናይ ምውፋር ድሌት ኣለዋ – ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሳኽቲ ዘፈራት ኢንቨስትመንት ናይ ምውፋር ድሌት ከምዘለዋ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፕራቅ አልፕ ገሊፀን። ቱርኪ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ እናፍሰሰቶ ትርከብ መዋእለ ንዋይ 2 ነጥቢ 5 ቢሊይ ዶላር ከምዝበፅሕ…