Fana: At a Speed of Life!

ፎረም ቱሪዝም ኢትዮ ጂቡቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ቱሪዝም ኢትዮ ጂቡቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው፥ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ጥቡቕ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ምትእስሳር ዘለወን ሃገራት ምዃነን ተዛሪበን፡፡ እቲ ዘፈር ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ…

ኣምባሳደር ሓሰን ታጁ ምስ ፕሬዚዳንት ሴንጋል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሓሰን ታጁ ምስ ፕሬዚዳንት ሴንጋል ማኪይ ሳል ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዓባታት ብምድሃብ ኢዮም ተላዚቦም። ኣምባሳደር ሓሰን ታጁ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝጀመሮ ኩለ መዳይ ሪፎርም…

ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኣውር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ እዋናዊን ሓፈሻዊ ኩነታትን ግድብ ኣድሂቦም መኺሮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ዘተ ነቶም…

ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓገዝ ተሽከርካሪት፣ መሳርሒታት ቢሮን ቤት ፅሕፈትን ከምኡ እውን ዝተፈላዩ መሳርሒታት ገይሩ። ሚኒስቴር ገንዘብን ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ምስ ግዚያዊ…

ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ 29 ለካቲት 2013 ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ 29 ለካቲት 2013 ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ካብ 22 ክሳብ 24 ለካቲት 2013 ዓ.ም ዲጂታል መስታወቂያ ከምዝከፋፈል እውን ገሊፁ። ገለፃ እቲ ፈተና 26 ለካቲት ተኻይዱ እቲ ፈተና ካብ 29 ለካቲት…

ሆስፒታል ኣዶታትን ህፃናትን ኣበበች ጎበና ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝዓበየን ዘበናዊን ዝተብሃ ሆስፒታል ኣዶታትን ህፃናትን ኣበበች ጎበና ተመሪቑ። እቲ ሆስፒታል፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ መሪቐንኦ፡፡ ብብር 700 ሚሊየን ወጻኢ ዝተሃነፀ ሆስፒታል…

ወኪል ሚዲያታት ወፃኢ ብምዃን ትሰርሕ ነይራ ዝተብሃለት ሉሲ ካሳ ብሕጋዊነት ተመዝጊባ ኣይተንቀሳቐሰትን – መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኢፍ.ቢ.ሲ)ወኪል ሚዲያታት ወፃኢ ብምዃን ትሰርሕ ነይራ ዝተብሃለት ሉሲ ካሳ ብሕጋዊነት ተመዝጊባ ትንቀሳቐስ ከምዘይነበረ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ። ዶብ ኣልቦ ጉጅለ ጋዜጠኛታት ኣብ እዋን ፀብፃቡ ብዘይተፈለጠ ውልቀ ሰብ መጥቃዕቲ በፂሑዋ ኢሉ…

ኣብ ዞባ ጉራጌ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉራጌ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊ ለውጢን ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ካብ ወረዳታት ዞባ ጉራጌ ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ኢዮም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እናሃቡዎ ዝርከቡ ኣመራርሓ ለውጢን ዓወትን ብምንኣድ…

ቻይና ክታበት ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ንመሃብ ድልውቲ ምዃና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚነስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና የውጭ ዋንግ ዪ ሃገሮም ንኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ19 ብሓገዝ ንመሃብ ድልውቲ ምዃና ኣፍሊጦም። ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቦም ድማ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ብስልኪ…

ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚል ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ልምዓት ካናዳ ካሪና ጎልድ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ልምዓት ካናዳ ካሪና ጎልድ ተዛቲየን። ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ እናተገበረ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝን እቲ ክልል መሊሱ ንምጥያሽ ሰፋሕቲ ፃዕሪታት…