ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤድዋርድ ዞሊሳ ማካያ ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፆም። በቶም ኣምባሳደር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ፤ ምስ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ጉዳያት ወፃኢን ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ 36 ወረዳታት ኣብ ዝርከባ 92 ጣቢያታት መከፋፈሊ ምግቢ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ እናበፅሐ ይርከብ – ሚኒስቴር ሰላም Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ 36 ወረዳታት ኣብ ዝርከባ 92 ጣቢያታት መከፋፈሊ ምግቢ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ እናበፅሐ ከምዝርከብ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 26 ምስ ዝኾኑ ዓለም ለኸ መንግስታዊን መንግስታዊ ዘይኮኑን ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ማርቆስ ተክሌ ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ዱዳያት ወፃኢ ግብፂ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ግብፂ ማርቆስ ተክሌ ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ዱዳያት ወፃኢ ግብፂ ኣምባሳደር ሼሪፍ ኢሳ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ማርቆስ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ቅዋም ኣመልኪቶም መብርሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ኣብ ልዕሊ 33 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ኣብ ልዕሊ 33 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዘፍለጦ፥ ኣብተን ወረዳታት ኣብዚ ሰሙን እዚ ስራሕቲ ምኽባር ልዕልነት ሕጊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝርዝር 49 ሺሕን 407 ጣቢያታት ምርጫ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝርዝር 49 ሺሕን 407 ጣቢያታት ምርጫ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ - 1,848 ኣብ ሲዳማ ክልል - 2,247 ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል - 699 ዓፋር ክልል-…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓታት ብዘብፀሖ ጉድኣት እዛ ሃገር ካብ ኣገልግሎት ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ስኢናኢ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ብዝፈፀሞ ገበን ክሕደት ሃገር ኣብ ልዕሊ ክፍሊ ሰሜን እዛ ሃገር ኣብ ዝርከቡ መሰረተ ልምዓታት ብዘብፀሖ ጉድኣት ትካላት ካብ ኣገልግሎት ክረኽብኡ ዝነበረን ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ከምዝሰኣና ኮሚሽንፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ኣፈጉባኤን ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን ክልል ቤኒሻናጉል ጉምዝ ካብ ሓላፍነቶም ተላዒሎም Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤኒሻናጉል ዋና ኣፈጉባኤን ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን እቲ ክልል ኣይተ ታደሰ ተረፈ ጉምዝ ካብ ሓላፍነቶም ኣልዒሉ። እቲ ፓርቲ ውልቃዊ ባህጎም ንምምላእ ''ብልፅግና ኣሃዳዊ ኢዩ'' ብዝብል ኣብ ክልተ ቦታ ብምርጋፅ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ልምዓት ዳይሬክተር ዞባዊ ኣፍሪካ ኣሁና ኢዛያኮንዋ ናብ መቐለ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ልምዓት ዳይሬክተር ዞባዊ ኣፍሪካ ኣሁና ኢዛያኮንዋ ናብ መቐለ ኣቲየ። እተን ዳይሬክተር ናብ መቐለ ዘኣተዋ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ብመንግስቲ እናተኻየደ ዝርከብ ህንፀት መሊስካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢን መንግስቲን ክልል ዓፋር ብር 9 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ሓገዝ ኣቑሑት ምግቢ ንክልል ትግራይ ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ህዝቢን መንግስቲን ክልል ዓፋር ብር ትሽዓተ ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ሓገዝ ኣቑሑት ምግቢ ንክልል ትግራይ ኣረኪቡ። እቲ ሓገዝ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኤለማ ኣቡበከር ሓዊሱ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ ከተማ መቐለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድን ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓን ፔካ ሃቪስቶ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ እናተኻየደ ብዛዕባ…