ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ጥዕናን ድሕንነትን እንስሳት ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 27 ስሩዕ ኣኼባ ኣዋጅ ጥዕናን ድሕንነትን እንስሳት ብምምርማር ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ኣዋጅ ናብ ሃገር ዝኣትዉን ካብ ሃገር ዝወፅኡን እንስሳትን ፍርያታት እንስሳትን ሕጊን ኣሰራርሓን ትካል ጥዕና ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያን ብራዚልን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያን ብራዚልን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ብራዚል ሪዮ ዲ ጄኔሮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ብሪክስ እናተሳተፉ ዝርከቡ እቶም ሚኒስትር፤ ጎድና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ 110 ሺሕ ዘይሕጋውያን ነጋዶ ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ንግዲ ብዝተወገኑ ብዙሓት ስራሕቲ ልዑል ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ገምጋም ኣፈፃፅማ 9 ኣዋርሕ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን፣ ተፀዋዕቲ ትካላት፣ ቢሮታት ልምዓት…
Uncategorized ኢትዮጵያን ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓን ኣብ ምትሕብባር ልምዓት ርክቦም ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣህመድ ሺዴ ምስ ምክትል ፕሬዝዳንት ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ኣምበሮይስ ፋዮሌ ኣብ ምትሕብባር ልምዓትን ኢንቨስትመንት ብምድሃብ ተዛቲዮም። ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ÷ ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢኮኖሚን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማታት እንትምዕብላ ናብራ ህዝቢ ሓቢሩ ይመሓየሽ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ Desta Apr 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) "ንዑ ንጎንደር ንሃፅና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ እቶት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ማዕቐፍ ምትሕብባር በዓል ብዙሕ ወገን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ክልተኣዊ ምሕዝነት ልምዓተን ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን። ብሚኒስተር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ እዋን ፅድያ ግሩፕ ባንኪ ዓለምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዝለዓሉ ቅርታታት ዝፈትሕ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ትካላት ብህዝቢ ዝለዓሉ ቅርታታት ዝፈትሕ ከምዝኾነ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ቤት ምኽሪ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ብምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብታ ከተማ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ፀፅታ ገምጊመን Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ ምምሕዳር ከተማ ዝተወገኑ ስራሕቲ ፀፅታ ትሽዓተ ኣዋርሕ ገምጊመን። እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ንዕቤትን ለውጢን እታ ከተማ ዝምጥኑ ስራሕቲ ፀፅታ ስለዝተሰርሑ ሰላማዊ፣…
ቢዝነስ ባንኪ ዓለም ሸቶታት ልምዓት ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፁ Desta Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ዓለም፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተግባራዊ ዝገበሮ ተግባራዊ ዝገበሮ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚን ተግባራዊ ንምግባር ዘርኣዮ ቁርፀኝነትን ንኢዱ። ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ፋይናንስ ምስ ዳይሬክተር ማኔጂንግ ክፍሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሕቡራት ዓረብ ኢሜራትን ኣብ ምፍራይ ተምሪ ብሓባር ንክሰርሓ ተሰማሚዐን mizan mekonen Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ሕቡራት ዓረብ ኢሜራትን ኣብ ምፍራይ ተምሪ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኢንተርናሽናል ከሊፋ ቴምር አዋርድን ሕርሻ ኢኖቬሽንን ኣብዱላሃብ ዘይድ (ዶ/ር)…