ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤተ ፈተነ መመርመሪ ምግቢ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ምግቢን መድሓኒትነ ኢትዮጵያ ድሕንነት ምግቢን ፅሬትን ንምቁፅፃር ካብ ብር 45 ሚሊየን ብዝኾነ ወፃኢ ዘዋደዶ ዘበና ቤተ ፈተነ መመርመሪ ምግቢ ኣመሪቑ። እቲ ቤተ ፈተነ ዝተፈላለዩ ምግቢታት ድሕንነቶም ብምምርማር ፅሬቶም ናይ ምርግጋፅ ዓቕሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 571 ሚሊየን ኪሎ ዋት ሰዓት ሓይሊ ካብ ብኽነት ሓይሊ ምንካይ ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 571 ሚሊየን ኪሎ ዋት ሰዓት ሓይሊ ካብ ብኽነት ሓይሊ ምንካይ ከምዝተኽኣለ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ቴክኒካዊ ዝኾኑን ዘይኮኑን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ንሃገር ተሓሳቢ ዝገበረ እንበር መረፃ ዘተኮረ ኣይኮነን-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2013 ዓ.ም “ንኢትዮጵያ ንኽደና” ዕላዊ ኮይኑ። ኣብዚ ዓመት ብብርኪ ሃገር 6 ቢሊየን ፈልሲ ክትከል ኢዩ ተባሂሉ። ናብ ጎረባብቲ ሃገራት 1 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተዳለዉ እውን ተገሊፁ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ፍሊስጤምን ዘሎ ጎንፂ ጠጠው ንኽብል ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ፍሊስጤምን ዘሎ ጎንፂ ጠጠው ንኽብል ፃዊዖም። እቶም ፕረዚደንት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ቤንጃሚን ነታንያሁ ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣሜሪካ ምስ ግብጽን ካልኦት ሃገራትን ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንስግግር መንግስቲ ሱዳን ሓገዝ ንምግባር ኣብ ዝተዳለወ ጉባኤ ተሳቲፈን Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ መንግስቲ ፈረንሳይ ንስግግር መንግስቲ ሱዳን ዓለም ለኸ ሓገዝ ንምግባር ኣብ ፓሪስ ኣብ ዘዳለዎ ጉባኤ ተሳቲፈን። እቲ ጉባኤ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ትካላትን ከምዝተሳተፉ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብር 238 ነጥቢ 3 ቢሊየን ምእካቡ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብር 238 ነጥቢ 3 ቢሊየን ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ። እቲ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር 19 ነጥቢ 77 ሚኢታዊ ወይ እውን ብር 39 ነጥቢ 3 ቢሊየን ሓለፋ ከምዘለዎ ሚኒስትር እቶት ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ኮሚቴ ፓርቲታት ፖለቲካ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ምርጫ ዘጋጥሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘኽእል ሓበራዊ ኮሚቴ ፓርቲታት ፖለቲካ ተጣይሹ። ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ፣ዴሞክራሲያዊን ግልጸኝነትን ዘለዎ ንክኸውን ብልፅግና ፓርቲ ሓዊሱ ካልኦት ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፀገማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣመራርሓ ክልላት ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘሎ ሓፈሻዊ ምድላው ገምጊሞም Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓ ክልላት ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘሎ ሓፈሻዊ ምድላው ገምጊሞም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ጥሪ 2013 ዓ.ም. ጀሚሩ ምስ ናይ ብሔራዊ ምርጫ ቦርድ ኣዶ መንበር ብምዃን ብምዃን ናይ ክልላትን ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ኣመራርሓ ዓለም ባንኪ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዳይሬክተር ኦፕሬሽን ማኔጂንግ ኣክሴል ቫን ትሮትሴበርግን ምክትል ፕሬዚዳንት ምብራቅን ደቡባዊን ኣፍሪካ እቲ ባንኪ ሃፊዝ ግሀኔም ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ተዛቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ…
ስፓርት ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ድሬዳዋ ከተማ ንፋሲል እንትት ስዕር ጂማ ኣባ ጅፋርን ባህርዳር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima May 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንፋሲል እንትትስዕር ጋንታታት ጂማ ኣባ ጅፋርን ባህርዳር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን። ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ፋል ከነማ 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ። ስለዝኾነ ድማ…