ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ን229 ሺሕን 370 ነበርቲ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣበቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ን229 ሺሕን 370 ነበርቲ ሓደሽቲ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠሩ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ ኣፍሊጠን።
ካብ ውሽጢ ዝተፈጠሩ ዕድል ስራሓት ድማ 179 ሺሕ ቀዋሚ ስራሕ…