ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊቼ-ጨምበላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima May 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊቼ-ጨምበላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ። እቲ በዓል “ፊቼ-ጨምበላላ ተምሳሌት ሰላም፣ መክብባር፣ ፍቕሪ፣ ሓድነት፣ ምክእኣልን ዕርቀ ሰላምን” በዝበል መሪሕ ቃል ኢዩ ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ…
ቴክኖሎጂ ብ3 ሚሊየን ዩሮ ዝተሃነፀ ጣቢያ መቐቢሊን መቆፃፀሪን ሳተላይት ብዝሃ ሓበሬታ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ3 ሚሊየን ዩሮ ዝተሃነፀ ጣቢያ መቐቢሊን መቆፃፀሪን ሳተላይት ብዝሃ ሓበሬታ ተመሪቑ። እቲ ጣቢያ ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዝተሃነፀ እንትኸውን፥ ኣብ ማእኸል ኦብዘርቫቶሪን ምርምርን አንጠጦ ኢዩ ተሃኒፁ። ባህጊ ሓበሬታ ሳተላይት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ዕለተ ረቡዕ 36 ሚሊየን ዜጋታት ካርድ ምርጫ ከምዝወሰዱ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ክሳብ ዕለተ ረቡዕ 4 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም 36 ሚሊየን ዜጋታት ካርድ ምርጫ ከምዝወሰዱ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ኣብ ክሊ ከይዲ ምዝገባ መረፅትቲን ዘጋጠሙ ፀገማትን ይዛተ ኣሎ። ካረድ ምርጫ ክወሰድ ኢዩ ተባሂሉ ካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዝማዕበላ ሃገራት ንህፃናት ምኽታብ ኣቋሪፀን ንድኻታት ሃገራት ከማቕላ ውድብ ጥዕና ዓለም ፀዊዑ Gebremariam Weldegerima May 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም፥ ሃብታማት ሃገራት ንህፃናት ንምኽታብ ዘውፅአኦ መደባት ኣናዊሓን ዘለወን ቢልቃጥ ክታበታት ቫይረስኮሮና ንድኻ ሃገራት ከካፍላ ተማሕፂኑ። ዳይሬክተር ጄኔራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተኸቢርና እንፍራሕ ሓደ እንትንኸውን ጥራሕ ኢዩ-ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣበቤ Gebremariam Weldegerima May 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መድረኽ ምንቕናቕ ዓመታዊ ጉባኤ አድራት ከተማ ኣዲስ ኣበባ “እድራት ንሰላምን ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ቃል ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣበቤ፥ ተኸቢርና እንፍራሕ ሓደ እንትንኸውን ጥራሕ ኢዩ ኢለን። ኣብታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርካቶ ዘመናዊ ተርሚናል ኣውቶቡስ ከተማ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ200 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መርካቶ ዘመናዊ ተርሚናል ኣውቶቡስ ከተማ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። እቲ ተርሚናል ብሓደ ጊዘ ን20 ኣብቶብሳት ኣገልግሎት ምሃብ ዘኽእል እንትኸውን፥ ናይ ባዕሎም ከልተ መእተውን መውፅእን ዘለዎ ኢዩ። ንኣስታት 35…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ምርምር ኣብ ዩንቨርስቲ ወላይታ ሶዶ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ታሽዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ምርምር ኣብ ዩንቨርስቲ ወላይታ ሶዶ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ኣብ ሳይንሳዊ ምርምር ዘላቒ ምዕባለ ምርግጋፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር መስፍን ቢቢሶ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ዝኸውን ክትባት ፀረ ቫይረስ ኮሮና ደገፍ ገይራ Gebremariam Weldegerima May 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ዝኸውን ክትባት ፀረ ቫይረስ ኮሮናን ገንዘብን ደገፍ ገይራ። ኣብ ርኽክብ እቲ ደገፍ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ቀነዓ ያደታ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል ከጨሃገር ተረኺቦም።…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ብምዃኑ ጥንቃቐ ክግበር ከምዘለዎ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ብምዃኑ ጥንቃቐ ክግበር ከምዘለዎ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ከምዝኾነን ዓለም ለኻዊ ስግኣት እናኾነ ከምዝመፅአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁእ ወቅዱስ ፓትሪያርክ ኣቡነ ማትያስ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ዝተተርጎመ ቃለ ኣዋዲ ብዕሊ መሪቖም Gebremariam Weldegerima May 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓትሪያርክ ኦርቶዶክ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ፓትሪያርክ ኣቡነ ማትያስ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ዝተተርጎ ቃለ ኣዋዲ ብዕሊ መሪቖም። ኦርቶዶክ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ትምረሐሉ ቃለ ኣዋዲ፥ ብመምርሒ መዋደዲ ሰበኻ ጉባኤ…