Fana: At a Speed of Life!

ምዝገባ መረፅቲ ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ 11 ከልላትን ክልተ ምምሕዳራት ከተማን ክሳለጥ ዝፀንሐ ምዝገባ መረፅቲ ሎሚ መዓልቲ ከምዝዛዘም ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን፣  ክልል ዓፋር፣ ኣማራ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ሃረሪ ፣ ኦሮሚያ፣ ጋምቤላ፣…

ኣብ መቐለ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዘላቒ መፍትሒ ክሳብ ዝወሃብ ቅድሚ ኽረምቲ ዘፅልሉ ግዝያዊ መፅለሊ የስራሕ ኣሎ-ዶ/ር ኣብረሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መቐለ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ዘላቒ መፍትሒ ክሳብ ዝወሃብ ቅድሚ ኽረምቲ ዘፅልሉ ግዝያዊ መፅለሊ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኣፍሊጦም። እቲ…

ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ትግራይ ክታበት ኮቪድ-19 ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጉንት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ትግራይ ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልለ ኣፍሊጡ። ኮቢድ-19 ንምክልኻል ንኽሕግዝ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተጀመረ ክታበት ናብ ኩሎም ከባቢታት ክልል ትግራይ ንምስፋሕ ፃዕሪ እናተገበረ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ካርድ መረፃ ዘይወሰዱ መረፅቲ ዝተረፉ መመዝገቢ መዓልቲታት ንኽጥቀሙ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቀ/ሚ ኣቢይ ካርድ መረፃ ዘይወሰዱ መረፅቲ ዝተረፉ መመዝገቢ መዓልቲታት ንኽጥቀሙ ፀዊዖም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ድምፂ ንመሃብ ካርድ መረፃ…

ሓሙሻይ መዓልቱ ኣቑፂሩ ኣብ ዘሎ ጎንፂ እስራኤል ኣብ ጋዛ ትገብሮ ዘላ መጥቃዕቲ ኣጠናኺራ ትቕፅል ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እየሩሳሌም ዝካየድ ዘሎ ጎንፂ ሓሙሻይ መዓልቲ ኣብ ዘቁፀረሉ እዋን እስራኤል ኣብ ጋዛ ትገብሮ ዘላ መጥቃዕቲ ኣጠናኺራ ትቕፅል ኣላ። መንግስቲ እስራኤል ብኣየር ተሓጊዙ ጋዛ ንምሓዝ ኵናት ይጀምር እምበር ክሳብ ሕዚ ንጋዛ ክቆፃፀር ከምዘይከኣለ…

ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ኣሽጎዳ ኣብ ዝርከብ መገጣጠሚ ትራክተር ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ  ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ኣብ ኣሽጎዳ ዝርከብ መገጣጠሚ ትራክተር ዑደት ኣካይዶም። ስራሕቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናብ ንቡር ንምምላስ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ማሕረስ ንምክያድ ዘይተሓለለ…

ካብ ቦርድ መረፃ ወፃእ ዕላዊ ካብ ዝግበሩ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ተቐባልነት ከምዘይብሎም ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ካብቲ ትካል ወፃእ ዕላዊ ዝግበሩ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ተቐባልነት ዘይብሎም ከምዝኾኑ ኣፍሊጡ። ብዛዕባ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ሓበሬታ ዘመሓላልፉ ኣካላት ካብቲ ቦርድ ዝረኽቡዎ ቁፅሪ ጥራሕ ክጥቀሙ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኣብ…

ኣብ ኣርባዕተ ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ ዕዉት ምዝገባ መረፅቲ እናተኻየደ ከምዝርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከተማ ነቀምቴ ሓዊሱ ኣብ ኣርባዕተ ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ ዕዉት ምዝገባ መረፅቲ እናተኻየደ ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡ ምዝገባ መረፅቲ ደንጉዩ ኣብ ዝተጀመረሎም ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ፤ ምዝገባ ካብ ዝጀመረሉ 29 ሚያዝያ ጀሚሩ ብዙሕ ተመዝጋቢ ካርድ መረፃ…

ፀወታ ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ናብ ፖርቶ ተዘዋዊሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ ጋንታታት ቼልሲን ማንቼስተር ሲቲን  ዝካየድ ናይ ፍፃመ ፀወታ ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ናብ ፖርቶ ከምዝተዘዋወረ ተገሊፁ። ኣብቲ ፀወታ 12 ሺሕ ዝኾኑ ደገፍቲ ክልቲአን ጋንታታት ከኣትዉ ኢዮም ተባሂሉ፡፡ ነበርቅድም ክብል ኣብ ቱርኪ ከተማ…

ኣብ ህንዲ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ። ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ድማ ልዕሊ 40 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ተረኺቡዎም፡፡ እቲ ለበዳ ቫይረስ፥ ኣብ ገፀር ከባቢታት…