ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብር 18 ነጥቢ 2 ቢሊየን ሸሞንተ መገዲታት ንምህናፅ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚመገዲታት ኢትዮጵያ ብብር 18 ነጥቢ 2 ቢሊየን ሸሞንተ መገዲታት ንምህናፅ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ሎሚ መዓልቲ ስምምዕነት ዝተፈራረሞም መገዲታት ሓዊሱ ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 2013 ዓ.ም ጥራሕ ብብር 43 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዝህነፁ 21 ፕሮጀክታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ድጋፍ ሰልፊታት ይካየዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ድጋፍ ሰልፊታት ይካየዱ ኣለዉ። ካብ ሞንጎ ናይ ድጋፍ ሰለውፊ ዝኻየደሎም ከባቢታት፥ ከተማታት ኣምቦ፣ ለገጣፎ፣ መቱ፣ ሰንዳፋ በኬን ሰሜን ሸዋ ፍቼን ይርከቡዎም። ኣብቲ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሞት ሰላማዊ ዜጋታት ኣመልኪቶም ዝወፅኡ ሓበሬታታት ዘይተረጋገፁን ካብ ዘይተሳኸዐ ድሌት ፖለቲካ ተበጊሶም ዝፍነዉ ኢዮም – መፃረዪ… Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሞት ሰላማዊ ዜጋታት ኣመልኪቶም ዝወፅኡ ሓበሬታታት ዘይተረጋገፁን ካብ ዘይተሳኸዐ ድሌት ፖለቲካ ተበጊሶም ዝፍነዉ ከምዝኾኑ መፃረዪ ሓረበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ። እቲ መፃረዪ ሓበሬታ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ እዋን ወፍሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢ ኣደባባይ ኣያት ኣብ ልዕሊ ሹቓት ዝተልዓለ ባርዕ ሓዊ ናብ ካልኦት እንተይተስፋሕፈሐ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት 3፡30 ኣብ ከባቢ ኣደባባይ ኣያት ኣብ ልዕሊ ሹቓት ዝተልዓለ ባርዕ ሓዊ ናብ ካልኦት እንተይተስፋሕፈሐ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ። ኣብ ሹቓት ዝተልዓለ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ፥ ብዝተገበረ ቅልጡፍን ልዑልን ርብርብ ዝኸፍአ ጉድኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ተወካሊ ትካል ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ተወካሊ ትካል ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ስቴቨን ኦማሞ ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ትካል ምግቢ ዓለም ኢትዮጵያ ፀገም ኣብ ዘጋጠማ እዋን ኩሉ ግዘ ኣብ ጎኒ መንግስቲን ህዝቢን ኢትዮጵያ ጠጠው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተዳለወ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ይከየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተዳለወ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ይከየድ ኣሎ። እቶም ሰልፊታት፥ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዞባ ምብራቕ ሃረርጌን ጉጂን ከምኡ እውን ኣብ ከተማታት ቢሾፍቱን ሞጆን ኢዮም እናተኻየዱ ዝርከቡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጃፓን ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝን መሊስካ ንምጥያሽን ኣብ ዝግበር ከይዲ ንምሕጋዝ ድልውቲ ኢያ – ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ክልል ትግራይ ምስ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ሰብኣዊ ሓገዝን መሊስካ ንምጥያሽን ኣብ ዝግበር ከይዲ ንምሕጋዝ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮን ተዛሪበን። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ካሚል ምስ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ፈተዉቲ ኢትዮጵያን ፃዉዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ኢትዮጵያዊያንን ፈተዉቲ ኢትዮጵያን ፃዉዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣዶ መልክዕን ባህርን ደቃ ሓደ ከምዘይኾን ኩሉ፥ ካብ ማህፀን ኢትዮጵያ በቑይሎም ክብሪ ረኺቦምን ንልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ጉድኣት ዝበፅሖም ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ንምእታው ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅ ኣብ ዝተወሰደ ስጉምቲ ጉድኣት ዝበፅሖም ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ንምእታው እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣብ ምጅማር ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ዝዓበየ ብፅት ከምዝተዋፅኡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተፈጢሩ ብዝነበረ ኲናት ምኽንያት ተቛሪፁ ዝነበረ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣብ ምጅማር ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ዝዓበየ ብፅት ከምዝተዋፅኡ ቤት ፅሕፈት መገዲን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ከበደ ኣሰፋ፥ እቲ…