ኣብ ገመድ ተሸከርከርቲ ሓዊሱ ሓደሽቲ ኣማራፂታት ትራንስፖርት ንምጥቃም ይስራሕ ኣሎ – ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ገመድ ተሸከርከርቲ ሓዊሱ ሓደሽቲ ኣማራፂታት ትራንስፖርት ንምጥቃም እናተሰርሐ ክዝኾነ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘዳለዎን ኣድህቡኡ ኣብ ጉዳያት ፖሊሲ ምስ ዝገበረ…