ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ፖለቲካዊ ንምግባር ዝፅዕሩ ኣካላት ከምዘለዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓፍቲ ስራሕ መንግስቲ ካውንስል ኣትላንቲክ ማእኸል ኣፍሪካ ኣብ ዘዳለዎ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ዘተሓሳሰቡ ጉዳያት ኣድሂቦም መብርሂ ሂቦም።…