ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣብ ከተማታት ተሓፂሮም ዝፀንሑ ናይ ልምዓትን ሓሳባትን ናብ ካልኦት ከባቢታት ዘስፋሕፍሕ ኢዩ – ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣብ ከተማታት ተሓፂሮም ዝፀንሑ ናይ ልምዓት ሓሳባት ናብ ካልኦት ከባቢታት ብምስፋሕ ኣማራፂታት ኢኮኖሚ ዓቢዪ ረብሓ ከምዘለዎ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ገሊፆም።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣባል ብሄራዊ…