ቢዝነስ መንግስቲ ኣብ ዘሓለፉ ክልተ ዓመታት ብር 24 ቢሊየን ምወላ ምግባሩ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ወርሒ ጥሪ መጠነኛ ክለሳ ዋጋ ነዳዲ ምግባሩ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ዓለም ስዒቡ ኣብ ወርሒ ጥሪ ኣብ ቀረብ ፍርያት ዋጋ ነዳዲ ውስን ክለሳ ዋጋ ከምዝተገበረ ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግልጋሎት ሕክምና ሕሙማት ኣስሚ ዝውዕሉ 150 ማሽናት ስምምዕነት ሓገዝ ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግልጋሎት ሕክምና ሕሙማት ኣስሚ ዝውዕሉ 150 ማሽናት ስምምዕነት ሓገዝ ተፈሪሙ። ሚኒስትር ጥዕና ምስ ኣስትራዜኒክ ሶሳይቲ ዝገበሩዎ ስምምዕነት፥ ኣብ ልዑል ሓማም ኣስሚ ዝርከቡ ዜጋታት ብቐሊሉ ሕክምና ንኽረኽቡ ዝገብርን ንሰብ ሞያታት ስልጠና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ፋይናንስ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣብ ድሕንነት መጥቃዕቲ ሳይበር ትኹረት ክገብሩ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ፋይናንስ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣብ ድሕንነት መጥቃዕቲ ሳይበር ትኹረት ክገብሩ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር፥ ኣብ ጉዳይ ድሕንነት ሳይበር ኣመልኪቱ ንላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ምስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ዝሰርሑ ኣካላት ፀፅታ ካብ ተግባሮም ንኽቑጠቡ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተከል ዝተውሃቦም ናይ ሕዝቢ ሓደራ ገዲፎም ምስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ዝሰርሑን ብክልተ ካራ ዝበልዑ ኣካላት ፀፅታ ካብ ተግባሮም ንኽቑጠቡ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ። ብመንግስቲ ፌዴራል ዝተጣየሸ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ጎረባብቲ ክልላት ሰሜንን ምዕራብን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ባህርዳር ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ጎረባብቲ ክልላት ሰሜንን ምዕራብን ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ባህርዳር ክካየድ ኢዩ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ “ፅቡቕ ጉርብትና ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብኣሰናዳእነት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ኢዩ ክካየድ፡፡ ዝፍጠሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ወረዳ ሱሉልታ ከተማ ደርባን ከባቢኣን ንኦነግ ሸኔ ኮኒኖም Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ዙሪያ ፊንፊኔ ወረዳ ሱሉልታ ከተማ ደርባን ከባቢኣን ዝነብሩ ዜጋታት ንኦነግ ሸኔ ብምኹናን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ሒዞም ዝወፅ እንትኾኑ፥ ዘይሕጋዊ ተግባር እቲ ጉጅለ ኮኒኖም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ተዛቲየን። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንትን ምትሕብባር ዕድላት ስግግር ቴክኖሎጂን ዝምልከቱ ርእሰ ጉዳያት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ባይደንን ፑቲንን ኣብ ጉዳይ ኒኩሌር ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ሩሲያ መዘነኦም ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ጉዳይ ኒኩሌር ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ንፈለማ እዋን ብስልኪ ተዛቲዮም። ባይደን ኣብ ዘተኦም ጉዳይ ተቓዋሚ ኣመራርሓ እታ ሃገር ዝኾኑ ኣሌክሲ ናቫልኒ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኢንዶኖዢያን ኣብ ፍርያት ዕምበባ ብሓባር ንምስራሕ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን ኢንዶኖዢያን ኣብ ፍርያት ዕምበባ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽሉወን ጉዳያት ኣድሂበን ተዛቲየን። ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ተሓጊዙ ዝተኻየደ እቲ ዘተ፥ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ጃካርታ ምስ ማሕበር ኣዳላዊ ፍርያት ዕምበባ ኢንዶኖዢያ ከምዝተሰናድአን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣማባሳደርን ቀዋሚት ልእኽቲ ኢትዮጵያ ቤልጂየም፣ ሉክሰምበርግ ትካላት ሕብረት ኣውሮፓ ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን። እተን ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ…