ሃገራት ጉጅለ-7 40 ሚልዮን ደቂ ኣንስትዮ ናይ ትምህርቲ ዕድል ክረኽባ ክገብራ እየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ጉጅለ-7 ዝኾና ሃብታም ሃገራት ኣብ ድኻታትን ማእከላይ ኣታዊ ዘለወንን ሃገራት ዝርከባ 40 ሚልዮን ደቂ ኣንስትዮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክሰዳ ዘኽእል ስምምዕ ከምዝገብራ ተገሊፁ።
እቲ ስምምዕ ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ…