ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሓድነት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ንመበል 25 ጊዘ ኣብ ሃገርና ንመበል 11 ግዘ ዝኽበር መዓልቲ ሓድነት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ''ባህሊ ሓድነትና ንሰላምና'' ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ በዓል ሚኒስትር ዴኤታ ሚኑስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘለና ዓምዩቕ ሃፍቲ ናብ ዝጭበጥ ተስፋ ምቕያር ናይ ቁርፀኛታት ተግባር ኢዩ-ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘለና ዓምዩቕ ሃፍቲ ናብ ዝጭበጥ ተስፋ ምቕያር ናይ ቁርፀኛታት ተግባር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ እልፍ ኣእላፍ ዕድላት ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳያት መረፃ ብቤት ፍርዲ ዝተኣናገደሉ ረቂቕ ደንቢ ስነ ስርዓትን መረዳእታን ተሰናዲኡ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳያት መረፃ ብቤት ፍርዲ ዝተኣናገደሉ ረቂቕ ደንቢ ስነ ስርዓትን መረዳእታን ተሰናዲኡ። ኣብቲ ረቂቕ ደንቢ ፕሬዚዳንታት ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል፣ ፕሬዚዳንታት ላዕለዎት ብት ፍርዲ ክልላትን ዳያኑን ኣብ ዝተረኸብሉ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ቀፃሊ ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕንነትን ጥዕናን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብዝምልከት ብማሕበራዊ ሚዲያ ዝናፈስ ዘሎ ወረ ሓሰት ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነትን ጥዕናን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብዝምልከት ብማሕበራዊ ሚዲያ ዝናፈስ ዘሎ ወረ ሓሰት ከምዝኾነ ተ ብት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ በምሕበራዊ ሚዲያ ዝናፈስ ዘሎ ወረ ሓሶት ከምዝኾነ ኩሉ ሰብ ክግንዘብ ይግባእ ኢሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ንሰላም ዘብዒ ብምዃን ኣብ ልዕሊ ድኽነት ናይ ሓባር ቃልሲ ክገብር ኣቦታት ሃይማኖት ኣተሓሳሲቦም Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ሰላምን እዋናዊ ኩነታትን ብምድሃብ ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ኣባላት ብት ምኽሪ ሰላምን ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲብልፅግና ኣይተ መለሰ አለሙን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ዳያስፖራ ኣብ ወፊሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ኣባላት ሰራዊት 160 ሺሕ ዶላር ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ዳያስፖራ ኣብ ክል ትግራይ ኣብ ዝነበረ ወፊሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር 160 ሺሕ ዶላርን 2 ሚሊይን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ንውቲ ሕክምናን ደገፍ ገይሩ። ፀሓፊ እቲ ቤት ምኽሪን መራሒ ኣባላት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ካብ ዞባ መተከል ምስ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተደመቀ መኮንን ካብ ዞባ መተከል ምስ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ተዛቲዮም። ከመተከል የተፈናቀሉ እና በቻግኒ ራንች መጠለያ ጣቢያ ከተጠለሉ ተጎጂዎች ጋር ተወያይተዋል። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣተሓባባሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ድሌታት ስርዓት ፍትሒ ዘተኮረ ልዝብ ተኃይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ድሌታት ስርዓት ፍትሒን ኣብ ኢትዮጵያ ምምለኦምን ከምኡ እውን ኣብ ኢትየዮጵያ ስርዓት ገበን ፍትሒ ኣብ ዝብሉ ርእሰ ጉዳያት ዘተኮረ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ቀሪቡ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ምርምርን ስልጠናን ህጊ…
ስፓርት ኣብ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሲዳማ ቡና ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ምስ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዝተፃወተት ጋንታ ሲዳማ ቡና 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ማማዱ ሲዴቤ ድማ ነታ ሸቶ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “መንግስቲ ኢትዮጵያ ጥሜት ከም መሳርሒ ተጠቒሙ” ብዝብል ዘ ኢኮኖሚስት ዘውፀኦ ፀብፃብ መንግስቲ ብፅኑዕ ከምዝኹንን ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“መንግስቲ ኢትዮጵያ ጥሜት ከም መሳርሒ ተጠቒሙ” ብዝብል መፅሄት ዘ ኢኮኖሚስት ዘውፀኦ ፀብፃብ መንግስቲ ብፅኑዕ ከምዝኹንን ኣፍሊጡ። እቲ መፅሄት ኣብ ክልል ትግራይ እናኻየደ ምስ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ህልውናን ተተሓሒዙ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ፥…