Fana: At a Speed of Life!

ዘለና ዓምዩቕ ሃፍቲ ናብ ዝጭበጥ ተስፋ ምቕያር ናይ ቁርፀኛታት ተግባር ኢዩ-ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘለና ዓምዩቕ ሃፍቲ ናብ ዝጭበጥ ተስፋ ምቕያር ናይ ቁርፀኛታት ተግባር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ እልፍ ኣእላፍ ዕድላት ኣሎ።…

ጉዳያት መረፃ ብቤት ፍርዲ ዝተኣናገደሉ ረቂቕ ደንቢ ስነ ስርዓትን መረዳእታን ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳያት መረፃ ብቤት ፍርዲ ዝተኣናገደሉ ረቂቕ ደንቢ ስነ ስርዓትን መረዳእታን ተሰናዲኡ። ኣብቲ ረቂቕ ደንቢ ፕሬዚዳንታት ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል፣ ፕሬዚዳንታት ላዕለዎት ብት ፍርዲ ክልላትን ዳያኑን ኣብ ዝተረኸብሉ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ቀፃሊ ሃገራዊ…

ድሕንነትን ጥዕናን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብዝምልከት ብማሕበራዊ ሚዲያ ዝናፈስ ዘሎ ወረ ሓሰት ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነትን ጥዕናን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብዝምልከት ብማሕበራዊ ሚዲያ ዝናፈስ ዘሎ ወረ ሓሰት ከምዝኾነ ተ ብት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ በምሕበራዊ ሚዲያ ዝናፈስ ዘሎ ወረ ሓሶት ከምዝኾነ ኩሉ ሰብ ክግንዘብ ይግባእ ኢሉ።…

ህዝቢ ንሰላም ዘብዒ ብምዃን ኣብ ልዕሊ ድኽነት ናይ ሓባር ቃልሲ ክገብር ኣቦታት ሃይማኖት ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ሰላምን እዋናዊ ኩነታትን ብምድሃብ ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ኣባላት ብት ምኽሪ ሰላምን ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲብልፅግና ኣይተ መለሰ አለሙን…

ቤት ምኽሪ ዳያስፖራ ኣብ ወፊሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ኣባላት ሰራዊት 160 ሺሕ ዶላር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ዳያስፖራ ኣብ ክል ትግራይ ኣብ ዝነበረ ወፊሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር 160 ሺሕ ዶላርን 2 ሚሊይን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ንውቲ ሕክምናን ደገፍ ገይሩ። ፀሓፊ እቲ ቤት ምኽሪን መራሒ ኣባላት እቲ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ካብ ዞባ መተከል ምስ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተደመቀ መኮንን ካብ ዞባ መተከል ምስ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ተዛቲዮም። ከመተከል የተፈናቀሉ እና በቻግኒ ራንች መጠለያ ጣቢያ ከተጠለሉ ተጎጂዎች ጋር ተወያይተዋል። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣተሓባባሪ…

ኣብ ድሌታት ስርዓት ፍትሒ ዘተኮረ ልዝብ ተኃይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ድሌታት ስርዓት ፍትሒን ኣብ ኢትዮጵያ ምምለኦምን ከምኡ እውን ኣብ ኢትየዮጵያ ስርዓት ገበን ፍትሒ ኣብ ዝብሉ ርእሰ ጉዳያት ዘተኮረ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ቀሪቡ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ምርምርን ስልጠናን ህጊ…

ኣብ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሲዳማ ቡና ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ምስ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዝተፃወተት ጋንታ ሲዳማ ቡና 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ማማዱ ሲዴቤ ድማ ነታ ሸቶ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ…

“መንግስቲ ኢትዮጵያ ጥሜት ከም መሳርሒ ተጠቒሙ” ብዝብል ዘ ኢኮኖሚስት ዘውፀኦ ፀብፃብ መንግስቲ ብፅኑዕ ከምዝኹንን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“መንግስቲ ኢትዮጵያ ጥሜት ከም መሳርሒ ተጠቒሙ” ብዝብል መፅሄት ዘ ኢኮኖሚስት ዘውፀኦ ፀብፃብ መንግስቲ ብፅኑዕ ከምዝኹንን ኣፍሊጡ። እቲ መፅሄት ኣብ ክልል ትግራይ እናኻየደ ምስ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ህልውናን ተተሓሒዙ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ፥…

ስርዓት ፌዴራል ንኽጉልብት ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ምዕባይ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ፌዴራል ንኽጉልብት ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ምዕባይ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣብ ስርዓት ፌዴራል ኣድሂቡ ምስ ፓርቶታት ፖለቲካን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይዛተ…