ዝተጀመረ ስራሕ ሪፎርም ልዕልነት ሕገ-መንግስትን ሕገ-መንግስታዊ ስርዓትን ብዝሐሸ ንምፍፃም ከምዝሕግዝ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ዝተጀመረ ስራሕ ሪፎርም ልዕልነት ሕገ-መንግስትን ሕገ-መንግስታዊ ስርዓትን ብዝሐሸ መልክዑ ንምፍፃም ከምዝሕግዝ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
እቶም ኣፈ ጉባኤ እዚ ዝበሉ፥ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴራል፣ ክልላትን…