ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀርመን ሰለስተ ድሮናት ንሚኒስቴር ሕርሻ ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ስራሕቲ ምክልኻል ሓደጋን ኣጠቓቕማን ሓለዋን ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮ ንምዝማን ንዝማን ዝኽግዛ ሰለስተ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ (ድሮን) ካብ መንግስቲ ጀርመን ብሓገዝ ረኺቡ። ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኡር፥ እተን ድሮናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ምድላው እተን ትካላት ዝምልከት ገምጋም ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ኮቪድ-19 ተቛሪፁ ዝነበረ ትምህርቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንምጅማር ምድላው እተን ትካላት ዝምልከት ናይ መወዳእታ ገምጋም ይግበር ኣሎ። ቀንዲ ዕላም እቲ ገምጋም ድማ ቫይረስኮሮና እናተኸላኸልካ ስሩዕ ትምህርቲን ስልጠናን ሰላማዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ክልልላት ኣምሓራን በቤኒንሻንጉልን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ርእሰምምሕዳራት ክልልላት ኣምሓራን በቤኒንሻንጉልን ከምዝተዛተዩ ኣፍሊጦም። ኣብቲ ዝገበሩ ዎ ዘተ ድማ ምስ ኣካላት ፀፅታ እተን ክልላት ብምዃን ኣብ ዞባ መተከል ዝተፈጠሩ ጎንፂታት ኣመልኪቶም ምዝታዮም ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ፈረንሳይ እናደገሰ ዝመፅአ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምዕጋት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታታ ማዕቐብ ከምተንብር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅም6፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈረንሳይ እናደገሰ ዝመፅአ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምግታእ፥ ፓሪሲ ሓዊሱ ኣብ ሸሞንተ ከተማታት ካብ ፅባሕ ጀሚራ ማዕቐብ እቶ እቶ ሰዓት ከምትእውጅ ገሊፃ። ኣብ ፈረንሳይ በዝሒ ብቫይረስኮሮና ዝተሓዙ ሰባት እናወሰኸ ምምፅኡ ስዒቡ፥ ጥማሊ ጥራሕ 30…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ሶፍት ዌር መተግበሪ ካዳስተር ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕጋዊ ስርዓት ካዳስተር ቅልጡፍን ምዕሩይን ብዝኾነ መልክዑ ንምትግባር ዘኽእል ሶፍት ዌር ኣብ ኣዳማ እናተሳለጠ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ሴክተር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ተመሪቑ። ብኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዝተሰርሐ እቲ ሶፍት ዌር፥ መሰል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 739 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 985 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 739 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 87 ሺሕን 169…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ተቓወምቲ ፖለቲካ ፓርቲ ናብ ሹመት ምምጽኦም ዓብይ ሃገራዊ ለውጢ እዩ-ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሰ ናይ ኣደታት ጸገም ዝቐርፍ ብምኳኑ ዓብይ ህዝባዊ ተሳትፎ ንምፍጣርን እቲ ግድብ ንምጥንቓቕ ድልው ከምዝኾኑ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ገሊጾም። ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሕዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓደ ህንፃ ቢሮ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓደ ህንፃ ቢሮ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ። ኣመሓዳሪ እቲ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ ባርዕ ሓዊ ምንም ጉድኣት እንተየብፀሐ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ድጋፍ ንዝገበሩ ትካላት አመስጊኑ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ድጋፍ ንዝገበሩ ትካላት አመስጊኑ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኮይሻ፣ ጎርጎራን ወንጪን ብሓባር ንምልማዕ ንዘቕረብዎ ፃውዒት ብምቕባል ድጋፍ ገንዘብ ንዝገበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 357 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)357 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ዳይሬክተር ጄኔራል ጉዳያት ቆነስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ መስፍን ገብረማሪያም ሓዊሱ ካብ…