ኢማኑኤል ማክሮን ምዕራባውያን ሃገራት ካብ ዝኸዘነኦ ክታበት ቫይረስኮሮና ካብ 4 ክሳብ 5 ሚኢታዊ ንማዕበልቲ ሃገራት ንኽህባ ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ምዕራባውያን ሃገራት ካብ ዝኸዘነኦ ክታበት ቫይረስኮሮና ካብ 4 ክሳብ 5 ሚኢታዊ ዝኸውን ንማዕበልቲ ሃገራት ንኽህባ ሓቲቶም።
ማክሮን ኣባል ሃገራት ጉጅለ ሸውዓተ ብመርበብ ሓበሬታ ኣኼባ ቅድሚ ምክያደን…