ሚኒስቴር ትምህርቲ ማስክ ዘይበፅሐን ኣብያተ ትምህርቲ 9 ጥቅምቲ ምምሃር ምስትምሃር ንከይጅምራ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ማስክ ዘይበፅሐን ኣብያተ ትምህርቲ 9 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ከይዲ ምምሃር ምስምሃር ንከይጅምራ ኣተሓሳሲቡ።
ኣብ ወረዳን ጣቢያን ዘለዋ ኣብያተ ትምህርቲ 9 ጥቅምቲ ከምዝጅምራ ዝገለፁ ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር…