Fana: At a Speed of Life!

ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ጉዳይ ዶብ ብዲፕሎማሲያዊን ብዘተን ንኽትፈትሕ ደቡብ ሱዳን ኣተሓሳሲባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ጉዳይ ዶብ ብዲፕሎማሲያዊን ብዘተን ንኽፈትሕ ኣተሓሳሲቦም። ፕሬዚዳንት ሳልቫኪር ኣብ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ኣባል ብዝኾኑ ሻምስ ል ዲን ካባሺ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ቤት ፅሕፈቶም…

ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ዘተኮረ ወፍሪ ካብ 3 ጥሪ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ዘተኮረ ወፍሪ ካብ 3 ጥሪ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቡ ምስ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ተዛቲዩ። ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ እቲ…

ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሜሪካ ኣብ ኣፀጋሚ ሰዓት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ሓገዞም ንዘርኣዩ ኢትዮጵያውያን ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ኣብ ካፒቶል ሂል መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈፀመሉ ኣፀጋሚ ሓገዞም ንዘርኣዩ ኢትጵያውያን ምስጋና ይብፃሕኹም” ክብሉ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክ ራይነር ገሊፆም። ኮንግረስ ኣሜሪካ ቆፀራ ድምፂ ተመረፅቲ መረፅቲ ብምዝዛም ጆ ባይደንን ካማላ…

ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝተሓምሸሻ ኣውሮፕላናት ተተሓሒዙ ኩባኒያ ቦይንግ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ክኸፍል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩባኒያ ቦይንግ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ምስ ዝተሓምሸሻ ኣውሮፕላናት ማክስ 737 ተተሓሒዙ ሓሬታ ዲዛይን ኣውሮፕላናት ብምሕብኡ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ካሕሳ ክኸፍል ኢዩ። ካብ ግልፅነት ብዝበለፀ ትርፊ ኣብሊፁ ኢዩ ክብል…

441 ተወሰኽቲ ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 47 ሰባት ድማ ድሒኖምም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 670 ዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 441 ሰባት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ብዝተገበረ ምርመራ እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም ሰባት ቁፅሮም 127 ሺሕን 227 በፂሑ።…

91 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ይነብሩ ዝነበሩ 91 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ኣብ ሊባኖስ ብዘይ ሕጋዊ ሰነድ ይነብሩ ከምዝነበረ ተሓቢሩ። ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ሊባኖስ ጉዳዮም ኣብ መንግስቲ ሊባኖስ ምስ ኣፈፀመ ሎሚ መዓልቲ ናብ…

9 ኣባላት ጉጅለ ህውሓት ኣብ ቁፅፅር ዉዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ሓላፊ መምርሒ ወፍሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብ/ጄኔራል ተስፋዬ  ኣያሌው ከምዝበልዎ  9 ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህውሓት ኣብ ቁፅፅር እንትውዕሉ ኣርባዕተ ድማ ስጉምቲ ተወሲዱሎም ኣሎ። ብመሰርት እዚ፥ 1.  ኣቐባሊ ቃል እቲ ጁንታ ሴኩቱሬ…

ባይቶ ኣሜሪካ ፕሬዚዳንትነት ጆ ባይደን ብዕሊ ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2013ዓ.ም(እፍ ቢ ሲ)ባይቶ ኣሜሪካ ጆ ባይደንን ካማላ ሃሪስን ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንትን ኣሜሪካ ኮይኖም ምምራፆም ኣረጋጊፁ። ሰኔትን ባይቶ ተወከልትን ኣሜሪካን ነቲ ኣብ ግዝኣታት ፔንሲልቫንያን ኣሪዞናን ምጥፍፋእ ነይሩ ንዝብል ክሲ ድሕሪ ምንፃጉ እዩ እቲ ናይ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 545 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 801 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 545 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 126 ሺሕን 786…

135 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም  ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) 135 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም  ትማሊ ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ እቲ ሚኒስቴር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…