ፓርክታት ኢንዱስትሪ ሃዋሳን ኣዳማን 50 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብምፍራይ ንሚኒስቴር ትምህርቲ ምቕራብ ጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ሃዋሳን ኣዳማን 50 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብምፍራይ ንሚኒስቴር ትምህርቲ ምቕራብ ጀሚረን።
40 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ካብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ፤ 10 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ድማ ካብ ፓርክ ኢንዱስትሪ…