Fana: At a Speed of Life!

መበል 11 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልላትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል እንዳሻው ጣሰው፣ ምክትል ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ኮሚሽነራት ምክትል ኮሚሽነራትን ፖሊስ ዓሰርቲኣን ክልላት እናተሳተፉ…

ኣብ ፖላንድ ጊዲኒያ ዝሳለጥ ሻምፒዮና ፍርቂ ማራቶን ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተሰኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፖላንድ ጊዲኒያ ዝሳለጥ ሻምፒዮና ፍርቂ ማራቶን ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተሰኒዩ። እቲ ጉጅለ፥ ተቀዳሚት ምክትል ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ኣብ ዝተረኸበትሉ ኢዩ ትማሊ ስነ ስርዓት ምፍናው…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 582 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 344 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 582 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 85 ሺሕን 718…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ደብዳበ ሽመት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸየሙ ሓደሽቲ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ደብዳበ ሽመት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸየሙ ሓደሽቲ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ተቐቢለን። እተን ፕሬዚዳንት፥ ደብዳበ ሽመት ሓደሽቲ ኣምባሳደራት ሴራሊዮን፣ ኣየርላንድ፣ ኔዘርላንድስ፣ ፊንላንድ፣ ስዊድንን ፖላንድን ኣብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኽፋል ናብ ውልቀ ንምዝውዋር ዝተጀመረ ከይዲ ደው ከምዝበለ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኽፋል ናብ ውልቀ ንምዝውዋር ዝተጀመረ ከይዲ ደው ከምዝበለ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣፈፃፅማ መደባት ርባዕ ዓመት 2013 ዓ.ም ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም። እቶም…

ሕብረተሰብ ብዝተረፉ መዓልቲታት ብዘይምዝንጋዕ ነባር ኖት ብር ብሓዱሽ ንኽቕይር ብሄራዊ ባንኪ ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ብዝተረፉ መዓልቲታት ብዘይምዝንጋዕ ነባር ኖት ብር ብሓዱሽ ኖት ብር ክቕይር ከምዝግባእ ምክትል ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ሰለሞን ደስታ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ምክትል ገዛኢ ኣብ ዘሃቡዎ መግለፂ ከምዝሓበሩዎ፥ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ…

ኣብ ሞንጎ ህዝቢታት ኢትዮጵያ ዝፀንሐ ባህሊ ምክብባር ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ግደ ትካላት እምነት ዕዙዝ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምተ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላም ምስ ኣባላት ቦርድ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ዘተ ኣሳሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ሞንጎ ህዝቢታት ኢትዮጵያ ዝፀንሐ ባህሊ ምክብባር ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ግደ ትካላት እምነት ዕዙዝ ምዃኑ ኣብቲ እዋን ዘተ ገሊፁ።…

መለክዒ ፍተሻ ድሕንነት ብምምላእ ንከይኣቱ ዝተኸልከለ ድሮን ከምዘየለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትፅቢት ዝግበረሉ መለክዒ ፍተሻ ድሕንነት ብምምላእ ንከይኣቱ ዝተኸልከለ ድሮን ከምዘየለ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን ዶክተር ሹመቴ ግዛዉ ገሊፆም። እቶም ዋና ዳይሬክተር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ ከምዝበልዎ፥…

መበል 39 መንፈሳዊ ሰበካ ጉባኤ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ሓፈሻዊ መንፈሳዊ ሰበካ ጉባኤ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ፥ ቤተክርስቲያን ኣብ ክሊ ምርግጋፅ ልምዓት፣…

ቀ/ሚ ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ቀዳማይ ዙር ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ካብ ዝሳለጥ ንደሓር…